Category: News
‘ኣብ ግጭት እትርከብ ሱዳን፣ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ኣዕቝባላ’ ሕቡራት ሃገራት
RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024
ካብ ሚያዝያ 2023 ኣትሒዛ ብኵናት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት እትሕመስ ዘላ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቝባ ከምዘላ ሕቡ [...]

ኢትዮጵያ፡ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኤርትራ ናይ ምጥቃም ሕጋዊ መሰል ኣለዋ ዶ? ዘተ ምስ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደን ኣቶ ዮውሃንስ ኣስመላሽን
RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=9rftLpfD7yU [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 01 December 2024
Radio Erena · ሰንበት 01 ነሓሰ 2024
[...]

ምሻም 6ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ሕጋዊ ድዩ? ዘተ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል
RADIO ERENA - Friday, 29 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=LXVieaGFSM4 [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ
RADIO ERENA - Thursday, 28 November 2024
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቕበሎ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ንምርጫ ጁባላንድ ዝነጸጎ፣ ሕጋዊን ቅዋማዊን መስ [...]
ሶማልን ቱርኪየን ተወሳኺ ወትሃደራውን ጸጥታው ስምምዕ ከቲመን
RADIO ERENA - Wednesday, 27 November 2024
ሶማልን ቱርኪየን፣ ኣብ ወትሃደራዊን ጸጥታውን መደባይ ክተሓጋገዛ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን።
እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ኣብ ምድህሳስ ነዳዲ [...]
ኣህጉረ ስብከታት፡ ንምርጫ 6ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ከምዝኹንኖን ከምዝቃወሞን ገሊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 27 November 2024
መርገምን ውግዘትን ሰማዕት እንበለ ደም ቅዱስ እንጦንዮስ ተነቢሩ እናሃለወ፥ ዝካየድ ዘይቀኖናዊ ምርጫ ፓትርያርክ፥ ኣትሪርና ንኹንኖን ንቃወሞን ኣሎና ክብል ኣህጉረ ስብ [...]
شركة تاركو للطيران تطلق رحلات مباشرة من وإلى أسمرة
إذاعة إرينا الدولية: 27.11.2024
أطلقت شركة تاركو للطيران، ومقرها السودان، رحلات مباشرة من وإلى أسمرة بورتسودان.
كما قامت شركة الطيران الخا [...]
ሶማላውያን ዝጸዓና ክልተ ጃላቡ፣ ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ብምጥሓለን ብውሕዱ 24 ሰባት ሞይቶም
RADIO ERENA - Tuesday, 26 November 2024
ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ፣ ክሊ ማይ ማዳጋስካር፣ ሶማላውያ ዝጸዓና ክልተ ጀላቡ ብምጥሓለን፣ ብውሕዱ 24 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስቲ ሶማል፣ ብ24 ሕዳር ሓቢሩ።
እተን ጀላቡ፣ [...]
ሱዳን ዝመደበሩ፣ መንገዲ ኣየር ታርኮ፣ ካብን ናብን ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ይጅምር
RADIO ERENA - Tuesday, 26 November 2024
ኣብ ሱዳን ዝመደበሩ፣ መንገዲ ኣየር ታርኮ፣ ካብን ናብን ኣስመራ-ፖርት ሱዳን፣ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ከተማ ካርቱም ማእከላይ [...]