Category: News
ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ሓደ ሰሙን ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዑደቱ ናብ ጁባ ኣምሪሑ
RADIO ERENA - Thursday, 05 December 2024
ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ዘካየደ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ናብ ደቡብ ሱዳን [...]

“እዚ ናይ ኢሳይያስ ቃለ መጠይቕ ንተቓወምቱ ዘይኮነ፡ ንደገፍቱ ጥራይ’ዩ” ዘተ ምስ ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄር ብራሽ
RADIO ERENA - Thursday, 05 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=vFBb_bECD58 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ኣውቶቡሳት ዝተጻዕኑ ኤርትራውያን ብመንገዲ ዓሰብ-ቡረ ሰጕጓ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ እናገፈፈ ቀይድዎም ዝጸንሐ ኣማኢት ኤርትራያን፣ ካብቲ ትማሊ 03 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ብመንገዲ ዓሰብ - ቡሬ ናብ ኤርትራ ይሰጎም ከምዘሎ ም [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ ስርሓት ቱርኪ ዝዓይነተን ድሮን ንመጀመርያ እዋኑ ናብ ኵናት ካርቱም ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን፣ ስርሓት ቱርኪ ዝዓይነተን፣ ባይራክታር ዝተሰምያ ሰብ ኣልቦ ነፈርዊ ውግእ ወይ ድሮን፣ ኣብ ከባቢ ካርቱም ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከምዘዋፈረ ኣ [...]
‘መቐመጫይ ተንኪፉኒ’ ብምባል፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ዝቐተለት ኣመሪካዊት ኣብ ጀርመን፣ ‘ርእሰይ ንምክልኻል’የ ኢላ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
ጓል 20 ዓመት ኣመሪካዊት መንእሰይ ነበሪት ጀርመን፣ ከተማ ካይዘርስላውተርን፣ ኣብ መዓርፎ ባቡር፣ መቐመጫይ ተንኪፉኒ ብዝብል ክሲ፣ ንወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ [...]
مساعي كينية أوغندية للتوسط في حل الأزمة بين الصومال وأثيوبيا
إذاعة إرينا الدولية :04.2024
قال الرئيس الكيني وليام روتو يوم السبت إنه سيلعب دورا مع نظيره الأوغندي يوري موسيفيني في التوسط لحل نزاع بين إثيوبيا و [...]

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ሳልሕ እድሪስ ከኪያ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=rQvuuPW3oiM [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 03 December 2024
Radio Erena · ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024
[...]
بالرغم من الصراع الذي يمزقه ، السودان لا يزال يستضيف أكثر من 146 ألف لاجئ إرتري
إذاعة إرينا الدولية 02.12.2024
ويستضيف السودان، الذي يعاني من حرب بين قوتين عسكريتين منذ أبريل 2023، حاليا أكثر من 146 ألف لاجئ إرتري، وفقا للأمم ا [...]
መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ንሶማልን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ተበግሶ ከምዝወስዱ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024
መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣብ መንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ብዘተ ንምፍታሕ ተበግሶ ከምዝወስዱ፣ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ30 ሕ [...]