Category: News
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ላዕለዎት ሰበ ስልጣናትን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫ ኪር ሚያርዲት፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር፣ ጀነራል ሳንቲኖ ደንግ ዎል ካብ ስልጣኑ ከምዝኣለዮ፣ መንግስታዊ መግለጺ ኣ [...]
ስዑዳውያን ሓካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ኣካይዶም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ስዑዳውያን ሓይካይም፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ወለንታዊ ሕክምና ዓይኒ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ዓረብ ሓቢሩ።
እቶም ሓካይም፣ ኣካል ናይቲ ብትካል ግብረ ሰናይ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 10 December 2024
Radio Erena · ሰሉስ 10 ታሕሳስ 2024
[...]

ህቦብላ ሶርያ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=L-gcmM9vmNQ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ወትሃደራትን ኣጽዋርን ተዋፍር ኣላ ክትብል ሶማል ከሲሳ
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
ኢትዮጵያ፣ ናብታ ዝሓለፈ ሰሙን ምርጫ ብምክያዳ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኣብ ምስሕሓብ እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ወትሃደራትን ኣጽዋርን ተዋፍር ምህላዋ ተገሊ [...]
ፕረዚደንት ሶርያ ነበር፣ ባሽራ ኣል ኣሳድ ኣብ ሩስያ ዑቕባ ሓቲቱ
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
ንሶርያ፣ ካብ ኣቦኡ ስልጣን ተቐቢሉ፣ ን24 ዓመታት ክመርሓ ዝጸንሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ባሻር ኣል ኣሳድ፣ ብወትሃደራዊ ጎነጽ ተቓወምቲ ሓይልታት ድሕሪ ምእላዩ፣ ናብ ሩስያ [...]

ድርሰት ደርፍታት ኤርትራ ናይ ቀድምን ሕጅን እንታይ ይመስል? – ዘተ ምስ ኣቶ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)
RADIO ERENA - Monday, 09 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=mHk_tgXAQo0 [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 08 December 2024
Radio Erena · ሰንበት 08 ታሕሳስ 2024
[...]

إذاعة إرينا الدولية ـ البرنامج العربي ليوم الجمعة 06 ديسمبر 2024
RADIO ERENA - Friday, 06 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=6QAcJqEmp8s [...]

ኣብ ዩጋንዳ ብዛዕባ ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ፍሉይ ኣገልግሎት ሕማም ቆርበት – ዘተ ምስ ዶ/ር ዓንደመስቀል መልኣከ
RADIO ERENA - Friday, 06 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=6mNqIlwkxN4 [...]