Category: News
ኡጋንዳ፣ ምስ ዳዕሽ ምትእስሳር ከምዘዎም ዝተገልጹ ዕጡቓት ልዕሊ 42 ሰባት ቀቲሎም
Radio Erena: Wednesday 21 June 2023
ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ዝመደበሮም ዝተባህሉ ዕጡቓት፣ ኣብ ምዕራባዊ ኡጋንዳ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 42 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ኣብ'ቲ ብ16 ሰነ [...]
የመን፣ ካብ ኤርትራ ንዝፍኖ መጥቃዕቲ፣ ንዜጋታታን ሉኣላዊ ክሊ ማያን ክትኸላኸል ምዃና ኣጠንቂቓ
Radio Erena: Wednesday 21 June 2023
ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ክትሕተተሉ፣ መንግስቲ የመን ጸዊዑ።
ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን፣ ብ15 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ
Radio Erena: Tuesday, 20 June 2023
Radio Erena · ሰሉስ 20 ሰነ 2023
[...]
ሱዳን፣ ብመሪሕነት ኬንያ ንዝቐረበ ተበግሶ ሽምግልና ኢጋድ ነጺጋ
Radio Erena: Sunday 19 June 2023
ዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ ንጉዳይ ሱዳን ንምሽምጋል ንዘቖሞ ኮሚቴ፡ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ ንኽመርሖ ንዝቐረበ እማመ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ መንግስቲ ነጺ [...]
ናብ ኡጋንዳ 80 ፓስፖርትታት ሒዙ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ኣብ ቀይዲ ውዒሉ
Radio Erena: Sunday 19 June 2023
80 ፓስፖርታት ኣብ ሳንጣ ሒዙ፡ ብመንገዲ መዓርፎ ነፈርቲ ኢንተበ ናብ ኡጋንዳ ክኣቱ ዝፈተነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።
እቲ ዓሊ ሓሰን ሂዳ ከምዝብሃልን ናይ ኤር [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኣከቦ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዶላር ከንቀሳቐስ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ
Radio Erena: Sunday 18 June 2023
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዘካይዶ ናይ ትኬት መሸጣታት ዝተኣከበ፣ 2.5 ሚልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ናብ ካዝንኡ ከሰጋግሮ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ።
ዘ ሪፖ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 18 June 2023
Radio Erena · ሰንበት 18 ሰነ 2023
[...]
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተቐቲሎም
Radio Erena: Sunday, 18 June 2023
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ከምዝተቐትሉ፣ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ።
ኣብ ሓለዋን ኮለናን ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ፣ ብመካይን እናተጓዓ [...]
ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክስረዝ ዝሓለፈ ውሳኤ፣ ብምልኣት ኣብ ግብሪ ክውዕል’ዩ
Radio Erena: Sunday, 18 June 2023
መንግስቲ ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንመገሻን ካልእ ጉዳያት ብዝምልከት፣ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት፣ ምስከር ዕለተ ልደትን ካልእ ሰነዳትን ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክ [...]
ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ኣለዉ
Radio Erena: Sunday, 18 June 2023
ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ካብኦ ቦታ ኣረጋጊጾም [...]