Category: News
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ናብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ክበጽሕ’ዩ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ናይ ካልኣይ እግሪ ዑደቱ ንምክያድ፣ ናብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ክበጽሕ ምዃኑ ቤት ጽሕፈቱ፣ ሻ 'ን' ዘሊዘ ኣፍሊጡ።
ፕረዚደንት [...]

“ኩሎም ቆልዑት ‘ዮም፡ ኣይንገደሰሎም” ክፉት ዘተ ምስ ዳዊት ዘርእዝጊ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=8Lehr2tAqSM [...]
اندلاع اشتباكات بين قوات صومالية وقوات إقليم جوبا لاند
إذاعة إرينا الدولية : 12.12.2024
أفادت الانباء الواردة من الصومال بأن صداما مسلحا وقع بين القوات الفدرالية الصومالية وقوات من إقليم جوبا لاند الذ [...]
وساطة تركيا تنجح في اتفاق مصالحة بين الصومال وأثيوبيا
إذاعة إرينا الدولية :12.12.2024
بعد سلسلة من لقاءات الوساطة التي قامت بها تركيا لرأب الصدع بين الصومال وأثيوبيا بسبب الازمة الدبلوماسية ، ت [...]
ኢትዮጵያ፣ ንግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋጊጻ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
ኢትዮጵያ፣ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንዘለዎ ሉኣላውነትን ንግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋግጊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዘረጋገጸት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ [...]
መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ምስ ቱርኪየ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣንካራ ኣምሪሖም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሸኽ ሓሰን ማሕሙድ፣ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ምስሕሕብ ንምዝታይ፣ ብሰሉስ 10 ታሕሳስ፣ ናብ ቱርኪየ ከምዘምርሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር [...]
ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ግጭት ኣካይዶም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ኣብ መንጎ 'ቶም ብ'ዳርዊሽ' ዝፍለጡ ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማልን፡ ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
[...]
‘ሰራዊት ሱዳን፡ ኣብ ሰሜናዊ ዳርፉር ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 100 ሰባት ተቐቲሎም’
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን፡ ብሰኑይ 09 ታሕሳስ፡ ኣብ ሰሜናዊ ዳርፉር ብዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብውሕዱ 100 ሰባት ከምዝተቐትሉ፡ ሲቪካዊ ማሕበር ጠበቓታት እታ ሃገ [...]

إذاعة إرينا ـ البرنامج العربي ليوم الأربعاء 11 ديسمبر 2024
RADIO ERENA - Wednesday, 13 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=xW2uR2XhB9Q [...]
مركز الملك سلمان للإغاثة والاعمال الإنسانية يجري اكثر من أربعمئة عملية جراحية للعيون في ارتريا مجانا
إذاعة إرينا الدولية : 11.12.2024
ضمن برنامج مركز الملك سلمان لإغاثة والاعمال الإنسانية ، قام المركز بتنفيذ برنامج نور السعودية التطوعي لمكافحة ال [...]