Category: News
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ይምድብ
RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት፣ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋሮም መዲቡ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ነቲ መደብ ናብ ግብሪ ንምስግጋር፣ ዘተ ድሮ ተጀሚሩ ከምዘሎ ሚኒ [...]
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ደብዲቡ
RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ከተማታት ፖርት ሱዳንን ከሰላን ንዝረከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዘጥቅዐ ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ፣ ብርጋዴር ናቢል ዓብደላ ኣረጋጊጹ።
እቲ ብቀዳምን ሰን [...]

ብርጌድ ንሓመዱ፡ትግራይን ኢትዮጵያን እንታይ የራኽቦም?
RADIO ERENA - Monday, 05 May 2025
https://www.youtube.com/watch?v=UfuGOcIOTuQ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 04 May 2025
ሰንበት 04 ግንቦት 2025 / Sunday, 04 May 2025 | RSS.com [...]

”ዓወት ናይ ኢሳይያስ ማለት፡ ጽንተት ህዝቢ ኤርትራ ‘ዩ”
RADIO ERENA - Saturday, o3 May 2025
https://www.youtube.com/watch?v=yaUVrQ9-pz4 [...]

ኤርትራ፡ ብናጽነት ፕረስ ዓመተ 2025፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ
RADIO ERENA - Friday, 02 May 2025
ኤርትራ፡ ብናጽነት ፕረስ ዓመተ 2025፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ።
ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል፡ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፡ ብምኽንያት 03 ግንቦት ተ [...]

ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሊብያን
RADIO ERENA - Friday, 03 May 2025
https://www.youtube.com/watch?v=kCqxOfapTqg [...]
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ትዝከር
RADIO ERENA - Thursday, 01 May 2025
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ሎሚ ሓሙስ ሓደ ግንቦት 2025: ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ።
ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረ [...]
السلطات الاثيوبية ترحل عدد من اللاجئين الارتريين قسرا إلى إرتريا
إذاعة إرينا الدولية :30.04.2025
رحلت الحكومة الإثيوبية أكثر من 200 لاجئ إرتري كانت تحتجزهم منذ العام الماضي.
تم احتجاز الإرتريين الذين تم تر [...]
ፈረንሳ፣ እሱራት ወጻኢታቶም ባዕላቶም ክኸፍሉ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እማመ ኣቕሪቡ
RADIO ERENA - Wednesday, 30 April 2025
ፈረንሳ፣ ንእሱራት ዓመታዊ እተባኽኖ ዘላ ቢልዮናት ዶላራት ንምንካይ፣ ንዝግበረሎም ወጻኢታት ባዕላቶም ክኸፍልዎ፣ ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር፣ ዠራልድ ዳርማና፣ [...]