Category: ዜና ኤርትራ
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ምዃኖም ንዝተጠርጠሩ ተፍትሽ የካይድ
RADIO ERENA - Wednesday, 26 March 2025
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ምዃኖም ንዝጠርጠሮም ሰባት ተፍትሽ የካይድ ምህላዉ፣ መርበብ ዜና ብሊድ ሓቢሩ።
እቲ ብረቡዕ፣ 26 መጋቢት፣ ኣብ ሽዱሽተ ዞባታት [...]
ንዝበዝሐ ሀዝቢ ትግራይ ዝገለለ ጻወዒት ቀ/ሚ ኣብይ ንምርቋሕ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
RADIO ERENA - Wednesday, 26 March 2026
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምርቋሕ ናብ ህዝቢ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ካብ ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 25 መጋቢት 2025 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 25 March 2025
Radio Erena · ሰሉስ 25 መጋቢት 2025
[...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከርከሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኣልፋ፣ ናይ 6 ሚልዮን ዶላር ብርኪ ከከፋፍል ይውጥን
RADIO ERENA - Tuesday, 25 March 2025
ኣብ ኤርትራ ዕደና ወርቂ ካልእ ማዕድናትን ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ዳህሳስን ኩዕታን ኣልፋ፣ 6 ሚልዮን ዝዋግኡ ብርኪ ንንኣሽቱ ትካላት ከከፋፍል ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ስዊ [...]
ኤርትራ፡ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ተታሒዞም ዝጸንሑ 18 ዜጋታት ኣዘርባይዣን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
RADIO ERENA - Monday, 24 March 2025
መንግስቲ ኤርትራ፡ ካብ 07 ሕዳር 2024 ኣትሒዙ፡ ንልዕሊ ኣርባተ ኣዋርሕ ቀይድዎም ዝጸንሐ ዜጋታት ኣዘርባይዣን ዝኾኑ 18 ሰራሕተኛታት መራኽብ ናብ ዓዶም ኣፋንዩ።
[...]
إرتريا ومصر تجددان رفضهما لأي دور في البحر الأحمر للدول غير المشاطئة له
إذاعة إرينا :24.03.2025
جدد الرئيس المصري عبدالفتاح السيسي رفض أي دور على البحر الأحمر لغير الدول المشاطئة له ، جاء ذلك خلال لقائه الأحد و [...]
ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋስነን ሃገራት፣ ኣብ ጸጥታ እቲ ባሕሪ ከይሳተፋ ኤርትራን ግብጽን ተሰማሚዐን
RADIO ERENA - Monday, 24 March 2025
ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋስንን ሃገራት፣ ኣብ ጸጥታ እቲ ባሕሪ ከይሳተፋ፣ ኤርትራን ግብጺን ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን።
እዘን ሃገራት ናብዚ ስምምዕ [...]

መናውራ ኢትዮጵያ ሉኣላውነት ኤርትራ ንምግሃስ ዶ ስልጣን መራሕታ ንምንዋሕ?
RADIO ERENA - Monday, 24 March 2025
https://www.youtube.com/watch?v=vVa0_VlQ434 [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 23 March 2025
Radio Erena · ሰንበት 23 መጋቢት 2025
[...]

ኣብ ዋዜማ ኲናት – ወግዒ ብልጽግና
RADIO ERENA - Friday, 21 March 2025
https://www.youtube.com/watch?v=W-U2u76uj6M&t=2s [...]