Category: ዜና ኤርትራ

1 73 74 75 76 77 633 750 / 6327
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኣከቦ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዶላር ከንቀሳቐስ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኣከቦ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዶላር ከንቀሳቐስ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ

Radio Erena: Sunday 18 June 2023 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዘካይዶ ናይ ትኬት መሸጣታት ዝተኣከበ፣ 2.5 ሚልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ናብ ካዝንኡ ከሰጋግሮ ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ። ዘ ሪፖ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 Radio Erena · ሰንበት 18 ሰነ 2023   [...]
ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክስረዝ ዝሓለፈ ውሳኤ፣ ብምልኣት ኣብ ግብሪ ክውዕል’ዩ

ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክስረዝ ዝሓለፈ ውሳኤ፣ ብምልኣት ኣብ ግብሪ ክውዕል’ዩ

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 መንግስቲ ጀርመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንመገሻን ካልእ ጉዳያት ብዝምልከት፣ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት፣ ምስከር ዕለተ ልደትን ካልእ ሰነዳትን ከውጽኡ ዘገድድ ሕጊ ክ [...]
ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ኣለዉ

ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ኣለዉ

Radio Erena: Sunday, 18 June 2023 ኣብ ሱዳን ካብ ዝተወልዐ ኵናት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ከባቢ መተማ ይከላበቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ካብኦ ቦታ ኣረጋጊጾም [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 17 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 17 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 17 June 2023 Radio Erena · ቀዳም 17 ሰነ 2023   [...]
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 64 ኤርትራውያን ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 64 ኤርትራውያን ናብ ርዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 64 ኤርትራውያን፣ ኣብ ርዋንዳ ናብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ከምዝኣተዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ኤርትራውያብ ስደተኛ [...]
ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ቀይዳ

ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ቀይዳ

Radio Erena: Thursday, 15 June 2023 ኤርትራ፣ ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ቀይሕ ባሕራ ኣትየን ዝተባህላ፣ ክልተ ነዳዲ ዘመላልሳ መራኽብ ከምዝቐየደት ኣህጉራዊ በዓል መዚ ኣገልግሎታት ወደብ ኣመልኪቱ። እተን ናይ [...]
ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረክብ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረክብ ተገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023 ኣስታት ፍርቂ ካብ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክርከብ ከምዝኸኣለ ጸብጻብ ኣህጉራዊ ወኪል ጸዓት ኣፍሊጡ። እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ትካል ኣብ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ሰነ 2023 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ሰነ 2023 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: Tuesday, 13 June 2023 Radio Erena · ሰሉስ 13 ሰነ 2023   [...]
1 73 74 75 76 77 633 750 / 6327