Category: ዜና ኤርትራ
![ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/eriinchina2.jpg)
ቻይና፣ ካብ ኤርትራ እትሽምቶ ዚንጎን ነሓስን ብዕጽፊ ከተዕብዮ’ያ
Radio Erena: 30 July 2020
ኩባንያ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኣርባዕተ ፕሮጀክታት ካብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ዚንጎን ነሓስን፣ እቲ ዝበዝሐ ናብ ቻይና ክልእኮ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ 'ሲሹዋን' ዝተባህለ ኩባንያ፣ ካብ ዝሓ [...]
![“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ “መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Abiy-Ahemd.png)
“መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ’ዩ። ” ቀ/ሚ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 28 July 2020
ኣብዚ እዋን'ዚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ሰላም ሓይሊ'ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ዝኾነ ዓለም፣ መንግስቲ ኤርትራ ንሰላምን ልምዓትን ከምዝሰርሕ ዝተፈልጠ'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስ [...]
![ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Natnael-Tesfatsion.png)
ብሰንኪ ኮቪድ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ
Radio Erena: 28 July 2020
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፣ ንኣዋርሕ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ዳግም ኣብ ዝጀምረሉ ዘሎ እዋን፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዓወት ተጎናጺፉ።
ተቐዳዳማይ ብሽክ [...]
![ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Eritrean-in-Calais.png)
ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ኣብ ዘለዋ መኪና ተሓቢኡ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ተታሒዙ
Radio Erena: 28 July 2020
ሓደ ኤርትራዊ ምስ ተወላዲ ጊኒ ብምዃን፣ ናይ ብሪጣንያ ታርጋ ናብ ዘለዋ መኪና፣ ኣብ መጽናዒ ኣቑሑ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ድሕሪ ዘካየድዎ ፈተነ ብፖሊስ ተታሒዞም።
እቶም [...]
![ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/locust.jpg)
ብሪጣንያ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ
Radio Erena: 27 July 2020
ብሪጣንያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ዝውዕል ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ኣበርኪታ።
እቲ ሓገዝ፣ ብመንገዲ ውድብ [...]
![ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/danakali.jpg)
ኤርትራ፤ ምህናጽ ፕሮጀክት ዳናካሊ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ
Radio Erena: 26 July 2020
ኣውስትራልያዊ ትካል ዕደና ዳናካሊ፣ ኣብ ኤርትራ ጀሚሩዎ ዘሎ ምህናጽ ፕሮጀክት ፖታሽ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጅኡ ከምዘብጸሖ ተገሊጹ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ፣ ሚኒስትሪ ጸዓትን ማዕ [...]
![ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Abandoned-Tanker-in-Yemen.png)
ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 24 July 2020
ኣብ ገማግም የመን ን5ዓመታት ተንሳፍፍ ዘላ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ክትብክል ከምእትኽል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ።
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት [...]
![ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/scuola-asmara-.jpg)
ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ
Radio Erena: 23 July 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ልዊጂ ዲ ማዮ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ብዝምልከት ናብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ከምዝልኣኸ ዲፕሎማስያውያን [...]
![እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Habtom.png)
እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም
Radio Erena: 22 July 2020
ኣብ እስራኤል፣ ብቅትለት ሃብቶም ዝተባህለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ክልተ እስራኤላውያን፣ ናጻ ተባሂሎም።
ቤት ፍርዲ እታ ሃገር፣ ነቶም ኣብ 2015፣ ኣብ ከተማ ባር [...]
![ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/General-Filipos-in-Sudan.png)
ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ
Radio Erena: 21 July 2020
ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መዳያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ ከምዘለዋ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፊሊጵፕስ ወልደዮ [...]