Category: ዜና ኤርትራ
ቀጠር፣ ንኤርትራ ዘለቅሓታ ኣስታት ርብዒ ቢልዮን ዶላር ክምለሰላ ተወሳኺ ክሲ ኣቕሪባ
Radio Erena: Friday, 02 April 2021
ንግስነት ቀጠር፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘለቕሖ፣ ኣስታት 250 ሚልዮን ዶላር ክምለሰሉ፣ ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኤውሮጳን ኣመሪካን ተወሳኺ ክሲ ከምዘቕረበ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረቫ ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ኮይና
Radio Erena: 01 April 2021
ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረና ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ሓንቲ ኮይና።
ኤርትራ፣ ክሳብ 29 መጋቢት ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ 3251 ሰባት ኮረና ቫይረስ ከምዝተረኽቦም [...]
“ብኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሉኣላውነት ንዘለዎ ኣረኣእያ ዘንጸባርቕ’ዩ”
Radio Erena: 31 March 2021
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ንሉኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ተደጋጋሚ መግለጺታት ከስምዑን ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሓወሰ ካርታ ክሰቕሉን ምርኣይ፣ ንፖሊሲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉ [...]
ሽወደን፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ኣድሒኑ
Radio Erena: 31 March 2021
ኣብ ሽወደን፣ ደቡባዊ ስቶኮልም፣ ኣታኽልቲ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ፣ ንጓል 6 ዓመት ቆልዓ ካብ ሓደጋ ባቡር ከምዘድሓና ተገሊጹ።
ኣፍቶንብላደት ዝተባህለ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 31 March 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣስመራ ኣብ እትርከቦ ሓያሎ ከባቢታት ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል ኣሎ።
እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮረና ቫይ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ብምፍታሽ ሓያሎ ኤርትራውያን ኣሲሮም
Radio Erena: 29 March 2021
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ እናፈተሹ፣ ሓያሎ ኤርትራውያን ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
እቲ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ዝተኻየደ [...]
ኤርትራ፣ እትርከበን 4 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ ተበግሶ ክጽንበራ ዛሕልታት ኣርእየን ተባሂሉ
Radio Erena: 30 March 2021
ኤርትራ እትርከበን፣ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮቪድ ብሓገዝ ውድብ ጥዕና ዓለም ንኽባጻሕ ኣብ ዝተሰርዐ መደብ ክንጽበራ ዛሕልታት ከምዘርኣያ ተገሊጹ።
መርበባት ዜና፣ ንዳይ [...]
In a Community’s Time of Need, Eritrean Women have Stepped Up to Help
Radio Erena: 28 March 2021
2020 has been a difficult year, with the loss of health, life, and livelihoods for people around the world. But the [...]