Category: ዜና ኤርትራ

1 15 16 17 18 19 644 170 / 6436
ስዑዲ ዓረብ፣ 25 ቶን ተምሪ ንኤርትራ ረዲኤት ሂባ

ስዑዲ ዓረብ፣ 25 ቶን ተምሪ ንኤርትራ ረዲኤት ሂባ

RADIO ERENA - Thursday, 30 January 2025 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ 25 ቶን ወይ ድማ ልዕሊ 226 ኩንታል ተምሪ ንኤርትራ ረዲኤት ከምዝሃበት ሓቢራ። እቲ ብ24 ጥሪ ንኤርትራ ዝተዋህበት ረዲኤት፣ ኣካል እቲ ብትካ [...]
ሊብያ፣ ተጨውዮም፣ ነፈሲ ወከፎም 10 ሽሕ ዶላር ክኸፍሉ ክሕተቱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓራ ወጺኦም

ሊብያ፣ ተጨውዮም፣ ነፈሲ ወከፎም 10 ሽሕ ዶላር ክኸፍሉ ክሕተቱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓራ ወጺኦም

RADIO ERENA - Thursday, 30 January 2025 ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ብደላሎን ኣሰጋገቲ ደቂሰብን ተታሒዞም ዝጸንሑ፣ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 263 ስደተኛታት ሓራ ከምዘውጽኡ ኣፍሊጦም። እቶም ኣል ዋሓ [...]
ፕረዚደንትና ደቂንስትዮ ይፈቱ ዶ? ብስኒት መሓሪ

ፕረዚደንትና ደቂንስትዮ ይፈቱ ዶ? ብስኒት መሓሪ

RADIO ERENA - Wednesday, 29 January 2025 https://www.youtube.com/watch?v=1JhcrZ5bK7I [...]
ዓይኒ ‘ቦኣ – ብመብርሂት ወልዳይ – 7ይ ክፋል

ዓይኒ ‘ቦኣ – ብመብርሂት ወልዳይ – 7ይ ክፋል

RADIO ERENA - Tuesday, 28 January 2025 https://www.youtube.com/watch?v=IxTKMH8wbCU [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 26 January 2025 Radio Erena · ሰንበት 26 ጥሪ 2025   [...]
ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ብክልተ ትሪልዮን ዛይዱ

ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ብክልተ ትሪልዮን ዛይዱ

RADIO ERENA - Thursday, 23 January 2025 ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት፤ ብክልተ ትሪልዮን ብር ከምዝዛየደ ሚኒስትሪ ገንዘብን ፋይናንስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝዘርግሖ [...]
1 15 16 17 18 19 644 170 / 6436