Category: ዜና ኤርትራ

ምዕዋት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ኣመሪካን ጽልዋታቱ ኣብ ዓለምን – ዘተ ምስ ሳሙኤል ቢዘን
RADIO ERENA - Friday, 08 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=eN_TEbQkkO4 [...]

إذاعة إرينا الدولية ـ البرنامج العربي ليوم الجمعة 08 نوفمبر 2024
RADIO ERENA - Friday, 08 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=2ejuSMKKLQk [...]
بسبب تدخل الحكومة في شئون المؤسسات الدينية، الكنيسة الأرثوذكسية الإرترية تعلن أنها ستنتخب بطريركًا سادسًا بعد عامين من فراغ المنصب الديني
إذاعة إرينا الدولية : 07.11.2024
أعلنت الكنيسة الأرثوذكسية الإريرية، التي ظلت بدون بطريرك منذ عام 2022، بسبب تدخل الحكومة في شئون المؤسسات الدينية [...]
ንክልተ ዓመታት ብዘይፓትርያርክ ዝጸንሐት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያርክ ክትመርጽ ምዃና ኣፍሊጣ
RADIO ERENA - Thursday, 06 November 2024
ካብ 2022 ኣትሒዛ፣ ብዘይ ፓትርያርክ ዝጸንሐት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያርክ ክትመርጽ ምዃና ኣፍሊጣ።
እታ ብሰንኪ ምትእት [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 06 ሕዳር 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Wednesday, 06 November 2024
Radio Erena · ረቡዕ 06 ሕዳር 2024
[...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ግጭት ሱዳን ምትእትታው ንዝፍጽሙ ግዳማውያን ኣጠንቂቓ
RADIO ERENA - Tuesday, 05 November 2024
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን፣ ቶም ፐርየሎ፣ ኣብ ግጭት ሱዳን፣ ምትእትታው ንዝፍጽሙ ናይ ግዳም ሓይልታት ወይ ሃገራት ኣጠንቂቑ።
ንሱ፣ ነዚ ዘጠንቀቐ፣ ኤርትራ ሚሊ [...]
መንገዲ ኣየር ፈረንሳ፣ ንኤርትራ፣ ሱዳንን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዘካይዶ በረራ ደው ኣቢሉ
RADIO ERENA - Tuesday, 05 November 2024
መንገዲ ኣየር ፈረንሳ፣ ንክሊ ኣየር ኤርትራ፣ ሱዳንን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዘካይዶ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ንግዜኡ ደው ከምዘበለ፣ ብ03 ሕዳር፣ ኣፍ [...]
ብክሊ ኣየር ኤርትራ ክትሓልፍ ፍቓድ ዘይረኸበት ነፋሪት ድሕሪ ናይ 10 ሰዓታት በረራ ናብ ዝተበገሰትሉ ተመሊሳ
RADIO ERENA - Tuesday, 05 November 2024
ካብ ኦስትርያ፣ ከተማ ቭየና ናብ ሞሪሽየስ፣ ከተማ ፖርት ልዊስ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፣ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ንምሕላፍ ፍቓድ ክትረክብ ብዘይምኽኣላ፣ ድ [...]

ሃገር ብዘይ ቅዋም እንታይ ትመስል? – ዘተ ምስ ኣቶ ሃብተኣብ የማነ – ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ነበር
RADIO ERENA - Monday, 04 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=tlA8kMgBeLQ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 03 November 2024
Radio Erena · ሰንበት 03 ሕዳር 2024
[...]