Category: ዜና ኤርትራ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ሓምድ ሕምድ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Thursday, 14 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=-97uQNdLZD4 [...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ጽዑቕ ግፋ ንካልኣይ ሰሙኑ ይቕጽል
RADIO ERENA - Wednesday, 13 November 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን፡ ብጹዑቕ ይቕጽል ኣሎ።
ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፡ ንራድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ገሊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 13 November 2024
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ምንቅስቓሳት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ድሕነት ሱዳን ክዋስኣ ደገፉ ከምዝገለጸለን ተሓቢሩ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ዋና ጸሓፊ ስሙር ግንባር [...]
الرئيس الارتري يقف على استعدادات قوات شرق السودان للمشاركة في الحرب الدائرة
إذاعة إرينا الدولية: 13.11.2024
التقى وفد من قيادة الجبهة الشعبية المتحدة للتحرير والعدالة لشرق السودان برئاسة الأمين داود بالرئيس ال [...]
داويت إسحاق، يفوز بجائزة حقوق الإنسان السويدية لعام 2024
إذاعة إرينا الدولية : 13.11.2024
فاز الصحفي الإريتري والسويدي داويت إسحاق، المسجون في إريتريا منذ 23 عاما، بجائزة حقوق الإنسان السويدية لعام 2024 [...]
ዳዊት ኢሳቕ፣ ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ሽወደን ተዓዊቱ
RADIO ERENA - Tuesday, 12 November 2024
ናይ ኤርትራን ሽወደንን ዜግነት ዘለዎ፣ ኣብ ኤርትራ ን23 ዓመታት ተኣሲሩ ዝርከብ፣ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ናይ 2024 ስልማት ሰብኣዊ መሰላት ሽወደን ተዓዊቱ።
ዳዊት ኢ [...]

ዕላል ምስ ገዲም ስነ- ጥበባዊ ንጉሰ ሃይለ መንሰዓይ
RADIO ERENA - Monday, 11 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=cGfvqK5YhSw [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 10 November 2024
Radio Erena · ሰንበት 10 ሕዳር 2024
[...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 09 ሕዳር 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Saturday, 09 November 2024
Radio Erena · ቀዳም 09 ሕዳር 2024
[...]
ኤርትራ፡ ጓል 85 ዓመት ኣደ ዝርከብኦም 23 ኣመንቲ መሰኻኽር ጅሆቫ፡ ኣብ ማይ ስርዋ ይሳቐዩ ኣለዉ
RADIO ERENA - Saturday, 09 November 2024
ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ወርሒ መስከረም 2024፡ ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት እናገበሩ ዝሓዝዎም 23 ኣመንቲ መሰኻክር ጅሆቫ፡ ኣብ ማይ ስርዋ ኣብ ከቢድ ስቓ [...]