Category: ዜና ኤርትራ

1 8 9 10 11 12 644 100 / 6436
ስዑዲ ዓረብን ኢትዮጵያን ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ተመያይጠን

ስዑዲ ዓረብን ኢትዮጵያን ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ተመያይጠን

RADIO ERENA - Thursday, 20 March 2025 ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋሊድ ዓብደልከሪም ኣልኸረይጂ ዝምራሕ ላዕለኣይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተኻየደ ባእሰን ዕግርግርን ብዝውረደ ዕንወት ዝተኸሰሱ 22 ሰባት ይህደኑ

ብሪጣንያ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተኻየደ ባእሰን ዕግርግርን ብዝውረደ ዕንወት ዝተኸሰሱ 22 ሰባት ይህደኑ

RADIO ERENA - Thursday, 20 March 2025 ኣብ ብሪጣንያ፣ ከተማ ሸፈልድ፣ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ጉጅለታት ኤርትራውያን ኣብ ዝተኻይደ ባእስን ዕግርግርን ብዝወረደ ዕንወትን ካልእ ክስታትን ዝተጠርጠሩ 22 [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ክትብል ንኤርትራ ክትወርር ድልየት የብላን’  ቀ/ሚ ኣብይ

‘ኢትዮጵያ፣ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ክትብል ንኤርትራ ክትወርር ድልየት የብላን’ ቀ/ሚ ኣብይ

RADIO ERENA - Thursday, 20 March 2025 ኢትዮጵያ፣ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ክትብል ምስ ኤርትራ ናብ ግጭት ክትኣቱ ድልየት ከምዘይብላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስ [...]
‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ራእይ ዝነኣድ’ዩ’ ሚናዊ – ኣማሓዳሪ ዳርፉር

‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ራእይ ዝነኣድ’ዩ’ ሚናዊ – ኣማሓዳሪ ዳርፉር

RADIO ERENA - Wednesday, 19 March 2025 ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ራእይ ዝንኣድ ምዃኑ፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ገሊጹ። ንሱ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ [...]
”ኣብ ጉዳይ ሃገርና ተዓዘብቲ ኮይና ኣይንፈልጥን”

”ኣብ ጉዳይ ሃገርና ተዓዘብቲ ኮይና ኣይንፈልጥን”

RADIO ERENA - Wednesday, 19 March 2025 https://www.youtube.com/watch?v=nC8oCYR4nSE [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 18 መጋቢት 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 18 መጋቢት 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 18 March 2025 Radio Erena · ሰሉስ 18 መጋቢት 2025     [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 16 March 2025 Radio Erena · ሰንበት 16 መጋቢት 2025   [...]
ትግራይ ሓድሽ ኲናት ከይውላዕ ይስጋእ

ትግራይ ሓድሽ ኲናት ከይውላዕ ይስጋእ

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ኣብ ክልተ ዝተገምዑ ህወሓት ክካየድ ዝጸንሐ ምፍሕፋሕ ኣብ ጥርዙ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኲናት ከይውላዕ ተሰጊኡ ኣሎ። ብዶ/ር ደብረጽ [...]
“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቅሉዕ ወራር ኣዊጃ ኣላ”

“ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቅሉዕ ወራር ኣዊጃ ኣላ”

RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025 https://www.youtube.com/watch?v=xrPLbOTsqm0 [...]
1 8 9 10 11 12 644 100 / 6436