Category: ዜና ኤርትራ

1 2 3 636 10 / 6358
‘ኣይፋል ንኲናት እወ ንሰላምን ዘተን’

‘ኣይፋል ንኲናት እወ ንሰላምን ዘተን’

RADIO ERENA - Thursday, 28 March 2025 https://www.youtube.com/watch?v=yD9G7kUJVIo [...]
ህንዲ፣ ኣብ ገማግም ታንዛንያ ኣብ እተካይዶ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኤርትራ ንእትርከብን ሃገራት ክሳተፋ ዓዲማ

ህንዲ፣ ኣብ ገማግም ታንዛንያ ኣብ እተካይዶ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኤርትራ ንእትርከብን ሃገራት ክሳተፋ ዓዲማ

RADIO ERENA - Thursday, 27 March 2025 መራኽብ ኵናት ህንዲ፣ ካብ 05 ሚያዝያ ክሳብ 08 ግንቦት፣ ኣትሒዘን፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ፣ ኣብ ክሊ ህንዳዊ ውቅያኖስ ናብ ዝርከባ ሓያሎ ሃገራት ዑደት ከካይዳ ምዃነን፣ [...]
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ምዃኖም ንዝተጠርጠሩ ተፍትሽ  የካይድ

ፖሊስ ጀርመን፣ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ምዃኖም ንዝተጠርጠሩ ተፍትሽ የካይድ

RADIO ERENA - Wednesday, 26 March 2025 ፖሊስ ጀርመን፣ ኣባላት ብርጌድ ንሓምዱ ምዃኖም ንዝጠርጠሮም ሰባት ተፍትሽ የካይድ ምህላዉ፣ መርበብ ዜና ብሊድ ሓቢሩ። እቲ ብረቡዕ፣ 26 መጋቢት፣ ኣብ ሽዱሽተ ዞባታት [...]
ንዝበዝሐ ሀዝቢ ትግራይ ዝገለለ ጻወዒት ቀ/ሚ ኣብይ ንምርቋሕ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ንዝበዝሐ ሀዝቢ ትግራይ ዝገለለ ጻወዒት ቀ/ሚ ኣብይ ንምርቋሕ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

RADIO ERENA - Wednesday, 26 March 2026 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምርቋሕ ናብ ህዝቢ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ካብ ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 25 መጋቢት 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 25 መጋቢት 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 25 March 2025 Radio Erena · ሰሉስ 25 መጋቢት 2025     [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከርከሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኣልፋ፣ ናይ 6 ሚልዮን ዶላር ብርኪ ከከፋፍል ይውጥን

ኤርትራ፣ ኣብ ከርከሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኣልፋ፣ ናይ 6 ሚልዮን ዶላር ብርኪ ከከፋፍል ይውጥን

RADIO ERENA - Tuesday, 25 March 2025 ኣብ ኤርትራ ዕደና ወርቂ ካልእ ማዕድናትን ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ዳህሳስን ኩዕታን ኣልፋ፣ 6 ሚልዮን ዝዋግኡ ብርኪ ንንኣሽቱ ትካላት ከከፋፍል ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ስዊ [...]
ኤርትራ፡ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ተታሒዞም ዝጸንሑ 18 ዜጋታት ኣዘርባይዣን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፡ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ተታሒዞም ዝጸንሑ 18 ዜጋታት ኣዘርባይዣን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

RADIO ERENA - Monday, 24 March 2025 መንግስቲ ኤርትራ፡ ካብ 07 ሕዳር 2024 ኣትሒዙ፡ ንልዕሊ ኣርባተ ኣዋርሕ ቀይድዎም ዝጸንሐ ዜጋታት ኣዘርባይዣን ዝኾኑ 18 ሰራሕተኛታት መራኽብ ናብ ዓዶም ኣፋንዩ። [...]
إرتريا ومصر  تجددان رفضهما لأي دور في البحر الأحمر للدول غير المشاطئة له

إرتريا ومصر تجددان رفضهما لأي دور في البحر الأحمر للدول غير المشاطئة له

إذاعة إرينا  :24.03.2025   جدد الرئيس المصري عبدالفتاح السيسي رفض أي دور على البحر الأحمر لغير الدول المشاطئة له ، جاء ذلك خلال لقائه الأحد و [...]
ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋስነን ሃገራት፣ ኣብ ጸጥታ እቲ ባሕሪ ከይሳተፋ ኤርትራን ግብጽን ተሰማሚዐን

ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋስነን ሃገራት፣ ኣብ ጸጥታ እቲ ባሕሪ ከይሳተፋ ኤርትራን ግብጽን ተሰማሚዐን

RADIO ERENA - Monday, 24 March 2025 ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋስንን ሃገራት፣ ኣብ ጸጥታ እቲ ባሕሪ ከይሳተፋ፣ ኤርትራን ግብጺን ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እዘን ሃገራት ናብዚ ስምምዕ [...]
1 2 3 636 10 / 6358