Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 6 7 8 9 10 385 80 / 3842
ሑቲ፣ ሕነ ናይቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ክፈዲ’የ ይብል

ሑቲ፣ ሕነ ናይቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ክፈዲ’የ ይብል

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ብዝሓየለ መልክዑ ኣብ እትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ሑቲ ናይ የመን፣ ሕነ ክፈዲ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ሚኒስተሪ ምክልኻል ናይቲ [...]
ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ እማመ ኣቕሪባ

ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ እማመ ኣቕሪባ

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ፣ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎታት ከተዳሉ ከምእትኽእል፣ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን እማመ ኣቕሪባ። ነቲ ብመንግስቲ ጂቡቲ ዝቐረበ [...]
ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ተገሊጹ

ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ተገሊጹ

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 ግብጺ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ነዚ [...]
ኢጋድ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን ንምቅርራብ ተበግሶ ከምዝወሰደ ተገሊጹ

ኢጋድ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን ንምቅርራብ ተበግሶ ከምዝወሰደ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 19 September 2024 ሓድሕድ መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን ንምቅርራብ ተበግሶ ምውሳዱ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ዋና ጸሓፊ ኢጋድ፣ ዶ/ር ወርቅነህ ገ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ገማግም ሶማል ሓይሊ ባሕሪ ከተዋፍር’ያ

ቱርኪ፣ ኣብ ገማግም ሶማል ሓይሊ ባሕሪ ከተዋፍር’ያ

RADIO ERENA - Wednesday, 18 September 2024 ቱርኪ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዳህሳስ ነዳዲ ንዘካይዳ መራኽባ ዝሕሉ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ከተዋፍር ምዃና ተሓቢሩ። ሚድል ኢስት ኣይ ንምንጭታታ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረ [...]
ህወሓት፣ ንጌታቸው ረዳ ካብ ኣባልነት ሰጕግዎ

ህወሓት፣ ንጌታቸው ረዳ ካብ ኣባልነት ሰጕግዎ

RADIO ERENA - Wednesday, 18 September 2024 ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት፣ ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ ኣባልነት ከምዝኣለዩ፣ ብ17 መስከረም ሓቢሩ። ማእ [...]
ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኣብ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ዶባታ ዓጽያ

ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኣብ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ዶባታ ዓጽያ

RADIO ERENA - Tuesday, 17 September 2024 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ብዘሎ ሕማም ኮሌራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣርባዕተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 100 ድማ በቲ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ሕቡራ [...]
ጂቡቲ፣ ወደብ ታጁራ ንኢትዮጵይ ከምዘይትህባ ኣፍሊጣ

ጂቡቲ፣ ወደብ ታጁራ ንኢትዮጵይ ከምዘይትህባ ኣፍሊጣ

RADIO ERENA - Tuesday, 17 September 2024 ጂቡቲ፣ ንወደብ ታጁራ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምምሕዳሩ ደኣ'ምበር፣ ጠቕሊላ ከምዘይትህባ ኣነጺራ። ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብጉዳይ 'ቲ ምስ ርእሰ ምምሕ [...]
إسرائيل تخطط لمنح تصاريح إقامة دائمة لطالبي اللجوء الذين يشاركون في حرب غزة

إسرائيل تخطط لمنح تصاريح إقامة دائمة لطالبي اللجوء الذين يشاركون في حرب غزة

إذاعة إرينا الدولية :16.09.2024 قالت صحيفة هاآرتس الإسرائيلية إن إسرائيل تجنّد طالبي لجوء من أفريقيا ضمن عملياتها العسكرية في حربها على قطاع غزة، [...]
الخطوط الجوية الإثيوبية توسع نطاقها  بخدمة جديدة إلى بورتسودان

الخطوط الجوية الإثيوبية توسع نطاقها بخدمة جديدة إلى بورتسودان

إذاعة إرينا الدولية :12.09.2024  أعلنت الخطوط الجوية الإثيوبية عن إطلاق خدمة رحلات يومية إلى مدينة بورتسودان اعتبارًا من الأول من  أكتوبر القادم  2 [...]
1 6 7 8 9 10 385 80 / 3842