Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፣ ነፋሪት ብምሕምሻሻ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ዝርከብዎም ልዕሊ 46 ሰባት ሞይቶም
RADIO ERENA - Wednesday, 26 February 2025
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ከባቢ ኡምዱርማን ካብ ዝርከብ ወትሃደርዊ መዓርፎ ነፈርቲ እትብገስ ዝነበረት ኣንቶኖቭ ዝዓይነታ ነፋሪት፣ ብሰሉስ 25 ለካቲት፡ ወዲቓ ብ Read More
ሶማልን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታዊ ጉዳያት ብሓባር ክሰርሓ ተረዳዲኤን
RADIO ERENA - Thursday, 27 February 2025
ሶማልን ኢትዮጵያን፣ ንክልቴን ሃገራት ኣብ ዘገድስ ጸጥታዊ ጉዳያት ብሓባር ክሰርሓ ከምዝተረዳድኣ ሓቢረን።
እዘን ሃገራት ነዚ ዝሓበራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመ Read More
ንካርቱም ምሉእ ብምሉእ ክቖጻጸራ ተቓሪቡ ዘሎ ስራዊት ሱዳን ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም ምዃኑ ይገልጽ
RADIO ERENA - Wednesday, 12 February 2025
ንከተማ ካርቱም፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ምሉእ ብምሉእ ክቖጻጸራ ምዃኑ ዝገልጽ ዘሎ ሰራዊት ሱዳን፣ ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
እቲ ብጀነራል ዓብደ Read More
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ መዓልታት ኣስታት 200 ሰባት ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Tuesday, 04 February 2025
ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ሓሙሽተ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 200 ሰባት ተቐቲሎም።
ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ዳ Read More
ሰራዊት ሱዳን፣ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ካብ ዳዕም ሰሪዕ ከምዝመንዘዐ ገሊጹ
RADIO ERENA - Thursday, 30 January 2025
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ፈጣን ሓይልታት ወይ ዳዕም ሰርዕ ዝጸንሐ ሓያሎ ከባቢትታ ከተማ ካርቱም ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ።
እቲ ሰራዊት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንዋና Read More
ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ብክልተ ትሪልዮን ዛይዱ
RADIO ERENA - Thursday, 23 January 2025
ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት፤ ብክልተ ትሪልዮን ብር ከምዝዛየደ ሚኒስትሪ ገንዘብን ፋይናንስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝዘርግሖ Read More
ኢትዮጵያን ሶማልን ዝምድናአን ናብ ንቡር ክምለሳ ተሰማሚዐን፣ ምስ ሶማሊላንድ ዝተኸተመ ሰነደ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ግና ሕጂ’ውን ኣይተሰረዘን
RADIO ERENA - Monday, 13 January 2025
ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብመንጎኝነት ቱርኪ ዝጀመርኦ ርክብ፣ ሓደ ደረጃ ንቕድሚት ሰጉሙ፣ መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም።
ብድሙቕ ኣቐባብላ ቀዳማይ ሚኒ Read More
ብሪጣንያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ዘዋስና ክሊ ማይ ብጽኑዕ ክትዓጹ ምዃና ትገልጽ
RADIO ERENA - Tuesday, 14 January 2025
ብሪጣንያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ኣብ ዘዋስና ክሊ ማይ ከተተኣታትዋ ምዃና ንዝግለጽ ሓድሽ ናይ ሓለዋ ኣገባብ ንምቕዋም ሰላማው ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብ1 Read More
ሶማሊላንድ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያ ዝበጽሓቶ ውዕል ዳግመ-ግምገማ ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ
RADIO ERENA - Wednesday, 08 January 2025
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ መረዳድኢ ሰነደ ዳግመ-ግምገማ ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ።
እታ ርእሰ ምምሕዳር Read More
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፡ ‘ንሱዳን ክንወራ ኢና ምባሉ’ መንግስቲ ኡጋንዳ ብወግዒ ይቕሬታ ክሓትት ሱዳን ጸዊዓ
RADIO ERENA - Thursday, 19 December 2024
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ እታ ሃገርን፡ ጀነራል ሙሆዚ ካይነርጉባ፡ ንሱዳን ክንወራ ኢና ክብል ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ንዝጠቅዖ መግለጺ፡ መንግስ Read More