Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 4 5 6 7 8 390 60 / 3894
ሰራዊት ሱዳን፣ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ካብ ዳዕም ሰሪዕ ከምዝመንዘዐ ገሊጹ

ሰራዊት ሱዳን፣ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ካብ ዳዕም ሰሪዕ ከምዝመንዘዐ ገሊጹ

RADIO ERENA - Thursday, 30 January 2025 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ፈጣን ሓይልታት ወይ ዳዕም ሰርዕ ዝጸንሐ ሓያሎ ከባቢትታ ከተማ ካርቱም ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ። እቲ ሰራዊት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንዋና [...]
ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ብክልተ ትሪልዮን ዛይዱ

ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ብክልተ ትሪልዮን ዛይዱ

RADIO ERENA - Thursday, 23 January 2025 ውህሉል ዕዳ ኢትዮጵያ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት፤ ብክልተ ትሪልዮን ብር ከምዝዛየደ ሚኒስትሪ ገንዘብን ፋይናንስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝዘርግሖ [...]
مظاهرات احتجاجية في كاليه الفرنسية  ضد نية بريطانيا تشديد الإجراءات في حدودها مع فرنسا

مظاهرات احتجاجية في كاليه الفرنسية ضد نية بريطانيا تشديد الإجراءات في حدودها مع فرنسا

إذاعة إرينا الدولية :14.01.2024 انطلقت مظاهرة سلمية   احتجاجا على إجراءات أمنية جديدة تخطط بريطانيا لتطبيقها في مياهها المتاخمة لفرنسا للحد من تدفق [...]
ኢትዮጵያን ሶማልን ዝምድናአን ናብ ንቡር ክምለሳ ተሰማሚዐን፣ ምስ ሶማሊላንድ ዝተኸተመ ሰነደ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ግና ሕጂ’ውን ኣይተሰረዘን

ኢትዮጵያን ሶማልን ዝምድናአን ናብ ንቡር ክምለሳ ተሰማሚዐን፣ ምስ ሶማሊላንድ ዝተኸተመ ሰነደ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ግና ሕጂ’ውን ኣይተሰረዘን

RADIO ERENA - Monday, 13 January 2025 ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብመንጎኝነት ቱርኪ ዝጀመርኦ ርክብ፣ ሓደ ደረጃ ንቕድሚት ሰጉሙ፣ መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም። ብድሙቕ ኣቐባብላ ቀዳማይ ሚኒ [...]
ብሪጣንያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ዘዋስና ክሊ ማይ ብጽኑዕ ክትዓጹ ምዃና ትገልጽ

ብሪጣንያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ዘዋስና ክሊ ማይ ብጽኑዕ ክትዓጹ ምዃና ትገልጽ

RADIO ERENA - Tuesday, 14 January 2025 ብሪጣንያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ፈረንሳ ኣብ ዘዋስና ክሊ ማይ ከተተኣታትዋ ምዃና ንዝግለጽ ሓድሽ ናይ ሓለዋ ኣገባብ ንምቕዋም ሰላማው ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ብ1 [...]
ሶማሊላንድ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያ ዝበጽሓቶ ውዕል ዳግመ-ግምገማ ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ

ሶማሊላንድ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያ ዝበጽሓቶ ውዕል ዳግመ-ግምገማ ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ

RADIO ERENA - Wednesday, 08 January 2025 ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ መረዳድኢ ሰነደ ዳግመ-ግምገማ ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ርእሰ ምምሕዳር [...]
تركيا تعتزم بناء مركز لإطلاق الصواريخ في الصومال

تركيا تعتزم بناء مركز لإطلاق الصواريخ في الصومال

إذاعة إرينا الدولية :19.12.2024 قالت وسائل إعلام تركية نقلا عن الرئيس الصومالي حسن شيخ محمود: إن تركيا ستبني مركزًا لإطلاق الصواريخ في الصومال. [...]
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፡ ‘ንሱዳን ክንወራ ኢና ምባሉ’ መንግስቲ ኡጋንዳ ብወግዒ ይቕሬታ ክሓትት ሱዳን ጸዊዓ

ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፡ ‘ንሱዳን ክንወራ ኢና ምባሉ’ መንግስቲ ኡጋንዳ ብወግዒ ይቕሬታ ክሓትት ሱዳን ጸዊዓ

RADIO ERENA - Thursday, 19 December 2024 ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ እታ ሃገርን፡ ጀነራል ሙሆዚ ካይነርጉባ፡ ንሱዳን ክንወራ ኢና ክብል ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ንዝጠቅዖ መግለጺ፡ መንግስ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ማእከል መወንጨፊ ሮኬታት ክትሃንጽ’ያ

ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ማእከል መወንጨፊ ሮኬታት ክትሃንጽ’ያ

RADIO ERENA - Wednesday, 18 December 2024 ቱርኪ፣ ኣብ ሶማል ማእከል መወንጨፊ ሮኬታት ክትሃንጽ ምዃና ንመግለጺ ፕረዚንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣብ ሶማል ዝህ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ባሕሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘዋፈሮ ወትሃደራዊ ተልእኾ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ኣናዊሑ

ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ባሕሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘዋፈሮ ወትሃደራዊ ተልእኾ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ኣናዊሑ

RADIO ERENA - Wednesday, 18 December 2024 ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ባሕሪ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘዋፈሮ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ከምዘናውሖ ኣፍሊጡ። ምስ ምስዕራር ቅርሰና ባሕሪ ኣብ ገማግም [...]
1 4 5 6 7 8 390 60 / 3894