Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 56 57 58 59 60 385 580 / 3849
ኒጀር፣ ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

ኒጀር፣ ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

Radio Erena: Friday,28 July 2023 ኣብ ኒጀር፣ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ዕልዋ መንግስቲ ኣካዪዶም። መራሒ ናይቲ ዕልዋ ኮሎኔል ኣማዱ ዓብድራማን ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ብምዃን ኣ [...]
ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን

ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ዓሌት ዝሰረቱ ግርጭት ኣብ በበይኑ ከባቢታት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ፈደራል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክብላ ማዕከናት ዜ [...]
ሱዳን፣ 18 ሰራሕተኛታት ረዲኤት ከምዝተቐትሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ሱዳን፣ 18 ሰራሕተኛታት ረዲኤት ከምዝተቐትሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ኲናት ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝጅምር ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ፣ 18 ሰራሕተኛታት ረዲኤት ከምዝተቐትሉ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ ውድ [...]
መስርሕ ምእላይ ነዳዲ፣ ናይታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተበላሸወት መርከብ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ

መስርሕ ምእላይ ነዳዲ፣ ናይታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተበላሸወት መርከብ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday,27 July 2023 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ነዳዲ ከይተዙርቕ ተሰጊኣ ካብ ዝጸንሐት ዝተባላሸወት መርከብ፣ ጽዕነታ ክኣልይ ከምዝጀመረ ካብ የመን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። [...]
ኬንያ፣ መራሕቲ ሃገራትን ላዕለዎት ፖለቲከኛታትን ኣብ ስልጣን እንከለዉ ብገበን ከይሕተቱ፣ ንዝከላኸል እማመ ፈሪማ

ኬንያ፣ መራሕቲ ሃገራትን ላዕለዎት ፖለቲከኛታትን ኣብ ስልጣን እንከለዉ ብገበን ከይሕተቱ፣ ንዝከላኸል እማመ ፈሪማ

Radio Erena: Wednesday,26 July 2023 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መራሕቲ ሃገራትን ላዕለዎት ፖለቲከኛታትን ኣብ ስልጣን እንከለዉ፣ ብሕግታት ኣህጉራዊ ገበነኛታት ከይሕተቱን መርመራ ከይግበረሎምን ንዝከላኸል ሕጊ ክጸድቕ [...]
ሱዳን፣ ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣብ መስመር ጽርጊያ ካርቱም-ባራ ንእትንቀሳቐስ ዝኾነት መኪና፣ ኣብ ወተሃደራዊ ዒላማ ክትኣቱ ምዃና ኣፍሊጡ

ሱዳን፣ ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣብ መስመር ጽርጊያ ካርቱም-ባራ ንእትንቀሳቐስ ዝኾነት መኪና፣ ኣብ ወተሃደራዊ ዒላማ ክትኣቱ ምዃና ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday,26 July 2023 ካብ ሰኑይ ዕለት 24 ሓምለ ጀሚሩ ብመስመር ካርቱም-ባራ ዝንቀሳቐሳ፣ ዋላ’ውን ናይ ግሊ መካይን፣ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት ደገፍ ከምዝህባ ተሓሲበን፣ ብሰራዊት ክውቀዓ ከም [...]
ሰለስተ ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ልዕሊ ዝበሉዎም ሰበስልጣናት ማዕቀብ ክግበር፣ ጸዊዖም

ሰለስተ ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ፣ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ልዕሊ ዝበሉዎም ሰበስልጣናት ማዕቀብ ክግበር፣ ጸዊዖም

Radio Erena: Wednesday,26 July 2023 እቶም ኣባላት ኮንግረስ ብዕለት 20 ሓምለ ናብ ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝለኣኹዎ ደብዳቤ፣ ኣብ ልዕሊ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱን በላይ ኣያለውን ዝተባህሉ ሰበስ [...]
ውግእ ሓድሕድ የመን ብሰላማዊ መንገዲ ንምዕራፍ ብስቱር ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ፣ ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ

ውግእ ሓድሕድ የመን ብሰላማዊ መንገዲ ንምዕራፍ ብስቱር ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ፣ ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ

Radio Erena: Tuesday,25 July 2023 ውግእ ሓድሕድ የመን ብሰላማዊ መንገዲ ንምዕራፍ ብስቱር ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ፣ ኣብ ዕጹው ማዕጾ ከምዝበጽሐ ሰበስልጣን ኣል ሑቲ ገሊጾም። ኣገልግሎት ዜና የመን ሳባ ብቀዳ [...]
ኣህጉራዊ ማሕበር ልምዓት፣ ንኢትዮጵያ ናይ 720 ሚልዮን ዶላር ለቓሕ ፈቒዱ

ኣህጉራዊ ማሕበር ልምዓት፣ ንኢትዮጵያ ናይ 720 ሚልዮን ዶላር ለቓሕ ፈቒዱ

Radio Erena: Tuesday,25 July 2023 ኣህጉራዊ ማሕበር ልምዓት፣ ንወደብ ጂቡቲ ምስ ከተማታት ኢትዮጵያ ዘራኽብ መስመራት ንምህናጽ ዝውዕል ናይ 720 ሚልዮን ዶላር ለቓሕ ፈቒዱ። እቲ ኣካል ዓለማዊ ባንክ ዝኾ [...]
ላዕለዋይ ወተሃደራዊ በዓል ስልጣን ሱዳን፣ ኬንያ ኲናት ሱዳን ንክጎሃሃር ትሰርሕ ኣላ ክብል ከሲሱ

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ በዓል ስልጣን ሱዳን፣ ኬንያ ኲናት ሱዳን ንክጎሃሃር ትሰርሕ ኣላ ክብል ከሲሱ

Radio Erena: Tuesday,25 July 2023 ላዕለዋይ ወተሃደራዊ በዓል ስልጣን ሱዳን፣ ኬንያ ኲናት ሱዳን ንክጎሃሃር ትሰርሕ ኣላ ክብል ከሲሱ። ለተናል ጀነራል ያሲር ኣል-ዓጣ ብ23 ሓምለ ንሰራዊት’ታ ሃገር ኣብ [...]
1 56 57 58 59 60 385 580 / 3849