Category: ኣህጉራዊ ዜና
ደቡብ ሱዳን፣ ቀዳማይ ምክትል ፕረዚደንት፡ ሪየክ ማቻር ተኣሲሩ
RADIO ERENA - Thursday, 27 March 2025
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ንቀዳማይ ምክትል ፕረዚደንትን መራሒ ተቓዋሚ ሓይሊን፣ ሪየክ ማቻር ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዎ ተሓቢሩ።
ብድሩዓት መካይን ዝመጹ ኣባላት ደቡብ ሰራዊት ምቕጻል ንባብ
ንዝበዝሐ ሀዝቢ ትግራይ ዝገለለ ጻወዒት ቀ/ሚ ኣብይ ንምርቋሕ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
RADIO ERENA - Wednesday, 26 March 2026
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምርቋሕ ናብ ህዝቢ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ካብ ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒ ምቕጻል ንባብ
ሰራዊት ሱዳን፣ ንመዓርፎ ነፍርቲ ቻድ ክድብድብ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ
RADIO ERENA - Wednesday, 26 March 2025
ሰራዊት ሱዳን፣ ንመዓርፎ ነፈርቲ ቻድ ክድብድብ ከዝኽእል ኣጠንቂቑ።
ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ልዩተናትን ጀነራል ያሲር ኣል ዓጣ፣ ብ23 መጋቢት ኣብ ዘመሓላለፎ መ ምቕጻል ንባብ
‘ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ጸጥታ፣ ልዕሊ 7 ሚልዮን ተማሃሮ ናብ ትምህርቶም ክምለሱ ኣይከኣሉን’
RADIO ERENA - Monday, 24 Marc 2025
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሰንኪ ኣጋጥሙ ዘሎ ምፍራስ ጸጥታ፣ ልዕሊ.7.2 ሚልዮን ተማሃሮ ናብ ትምህርቶም ክምለሱ ከምዘይክኣሉ፣ ሚኒስተር ትምህርቲ እታ ሃገር ምቕጻል ንባብ
ስዑዲ ዓረብን ኢትዮጵያን ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ተመያይጠን
RADIO ERENA - Thursday, 20 March 2025
ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋሊድ ዓብደልከሪም ኣልኸረይጂ ዝምራሕ ላዕለኣይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ላዕለዋ ምቕጻል ንባብ
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሰራዊት ንምትብባዕ ናብ ግንባራት ቅድሚ ምብጋሱ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ
RADIO ERENA - Wednesday, 19 March 2025
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ዞባ ዓደን ያባል ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ምውጋእ ንዝርከብ ሰራዊት ንምትብባዕ ቅድሚ ምብጋሱ ፈተነ ቅትለት ከምዝተኻየደሉ ተሓቢ ምቕጻል ንባብ
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን
RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፡ ኣብ ሶማል ደብዳብ ኣካይደን።
እቲ ዕጡቓት ኣል ሸባብ ንምህዳን ምዃኑ ዝተገልጸ ደብዳብ፡ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶ ምቕጻል ንባብ
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ድብያ፡ ኣማሓዳን ኣዛዚ ፖሊስን ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Friday, 14 March 2025
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ደቡብ ወሎ ኣብ እትርከብ፡ ወረባቦ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፡ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ብዘካየድዎ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ፡ ኣማሓዳሪን ኣዛ ምቕጻል ንባብ
ሶማል፣ ንወትሃደራውያን መኮንናት ዒላማ ኣብ ዝገበረ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Thursday, 13 March 2025
ኣብ ማኣከላይ ሶማል፣ ከተማ በለድወይን፣ ወትሃደራውያን መኮንናትን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ምቕጻል ንባብ
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንፈጣን ሓይልታት ሱዳን ብምድጋፍ ህልቂት ፈጺማ ክብል መንግስቲ ሱዳን ክሲ መስሪቱ
RADIO ERENA - Monday, 10 March 2025
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንፈጣን ሓይልታት ሱዳን ብምድጋፍ፣ ህልቂት ፈጺማ ክብል መንግስቲ ሱዳን ወግዓዊ ክሲ ከምዝመስረተ፣ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ንፍትሒ፣ ብ7 መጋቢት ኣብ ዘዘ ምቕጻል ንባብ