Category: ኣህጉራዊ ዜና
ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ
Radio Erena: 18 August 2017 ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም'ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ'ዩ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ ድሕሪ'ቲ ፕረዚ [...]
ኢትዮጵያ፣ 2 ሚልዮን ከብትን ጤለ-በጊዕን ብደርቂ ይሞታ
Radio Erena: 15 August 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 2 ሚልዮን ከብቲ፣ ኣግማልን ጤለ-በጊዕን ብሰንኪ ደርቂ ከምዝሞታ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ኣስታት 50 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዘስግሮም ብዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 11 August 2017 ካብ ኢትዮጵያን ሶማልን ናብ የመን ዝተበገሱ ኣስታት 50 ስደተኛታት፣ በቲ ዘስግሮም ዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ። ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ብዝዘርግሖ መግለጺ፣ ዛጊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ
Radio Erena: 08 August 2017 ብዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ዘካየደ ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ጸኒሑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣልዒልዎ። እቲ ፓርላማ ነቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ዘልዓሎ፣ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን [...]
ሩዋንዳ፣ ፕረዚደንት ካጋመ 98 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ደጊሙ ተዓዊቱ
Radio Erena: 08 August 2017 ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ፖል ካጋመ 98 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ደጊሙ ከምዝ [...]

ኣመሪካ ንኢትዮጵያን ኬንያን ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሂባ
Radio Erena: 06 August 2017 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኬንያን ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ። ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብሓሙስ ዕለት 3 ነ [...]
ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ 12 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 06 August 2017 ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል የመን ብዘካየዶ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ብውሑዱ 12 ሰላማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሳባ ካብታ ሃገር ሓቢሩ። [...]
ምርጫ ኬንያ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓላፊ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ተቐቲሉ
Radio Erena: 04 August 2017 ምርጫ ኬንያ ኣርባዕተ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ብዘይተፈልጡ ሰባት ተቐቲሉ። እዚ ክሪስ ምሳንዶ ዝተባህለ በዓል ስልጣን ኮሚሽን ምር [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ መጸዋዕታ ቀሪብሉ
Radio Erena: 03 August 2017 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ብመንግስቲ መጸዋዕታ ቀሪብሉ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። ኣብ ዓመታዊ ዕረፍቲ ዝጸንሑ ኣባላት ፓርላማ ህጹጽ ኣኼባ ከ [...]
ፕ.ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ብቑዕ ጥዕና ከምዘለዎ ገሊጹ
Radio Erena: 03 August 2017 ናይ ዓለምና ዝሸምገለ መራሒ ሃገር፣ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ብቑዕ ጥዕና ከምዘለዎ ገሊጹ። እቲ 93 ዓመት ኣቑጺሩ ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካ [...]