Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 28 29 30 31 32 385 300 / 3849
ፈረንሳ፣ ግጭት ሱዳን ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ዕለት፣ ንሰብኣዊ ሓገዛት ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተአንግድ’ያ

ፈረንሳ፣ ግጭት ሱዳን ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ዕለት፣ ንሰብኣዊ ሓገዛት ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተአንግድ’ያ

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ግጭት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝውላዕ፣ ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፣ 15 ሚያዝያ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ [...]
ፕረዚደንት ሶማልያ: ብምግባት መሬት ንኢትዮጵያ ይኸስስ

ፕረዚደንት ሶማልያ: ብምግባት መሬት ንኢትዮጵያ ይኸስስ

Radio Erena: Monday, 19 February 2024 ኣብ ዋዕላ ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝበጽሓ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ኢትዮጵያ መሬት ሶማልያ ክትግብት ትሕልን ከምዘላ ከሲሱ:: ሓሰን ሼኽ [...]
ግብጽን ቱርኪን ንልዕሊ 10 ዓመታት ሻሕኪሩ ዝሸንሐ ዝምድንአን አሓዲሰን

ግብጽን ቱርኪን ንልዕሊ 10 ዓመታት ሻሕኪሩ ዝሸንሐ ዝምድንአን አሓዲሰን

Radio Erena: Friday, 16 February 2024 ፕረዚደንት ቱርኪ፡ ጣይብ ኤርዶዋን ናብ ግብጺ ታሪኻዊ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፡ ብረቡዕ 14 ለካቲት ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ግብጻዊ መዘንኡ ድሙቕ ኣቐባብላ [...]
ኢትዮጵያ፤ መዓልታዊ 100 ሽሕ ሜተር ኩብ ዝስተ ማይ ብሻምብቆታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ’ያ

ኢትዮጵያ፤ መዓልታዊ 100 ሽሕ ሜተር ኩብ ዝስተ ማይ ብሻምብቆታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: Friday, 16 February 2024 ኢትዮጵያ፡ መዓልታዊ ናብ ጂቡቲ ክትልእኮ ዝጸንሐት 20 ሽሕ ሜተር ኩብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ናብ ኣስታት 100 ሽሕ ክብ ከተብሎ ምዃና 'ያ ዝሓለፈ ወርሒ ገሊጻ። እዚ ዜና'ዚ፡ [...]
ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ መራኽብ መንገዲ ክቕይራ ይግደዳ

ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ መራኽብ መንገዲ ክቕይራ ይግደዳ

Radio Erena: Thursday, 15 February 2024 ሑቲ ናይ የመን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብሰንኪ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ ናይ ንግዲን ናይ መጓዓዝያን መራኽብ፣ መንገደን ክቕይራ ይግደዳ ምህላወን ኣፍሊጠን። ኣቐዲሙ ሓ [...]
‘ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣይተፈጸመን’ ኣቶ ጌታቸው ረዳ

‘ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣይተፈጸመን’ ኣቶ ጌታቸው ረዳ

Radio Erena: Thursday, 15 February 2024 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ሕዳር 2022 ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ዛጊት ኣብ ግብሪ ከምዘይወዓለ፣ ፕረዚደንት ግይዝዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ [...]
ሶማል፣ ኣብ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ደቂንስትዮ ብሰብኡተን ተቐቲለን፣ ዝተቆጠዓ ደቂንስትዮ ተቓውሞ ኣለዓዒለን

ሶማል፣ ኣብ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ደቂንስትዮ ብሰብኡተን ተቐቲለን፣ ዝተቆጠዓ ደቂንስትዮ ተቓውሞ ኣለዓዒለን

Radio Erena: Wednesday, 14 February 2024 ኣብ ሶማል፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ሰለስተ ደቂንስትዮ ብሰብኡተን ከምዝተቐትላ፣ ንጸብጻብ ፖሊስ እታ ሃገር ብምጥቃስ፣ መርበባት ዜና እታ ሃገር ከቓልሓ'የን ቀንየን። እ [...]
ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

Radio Erena: Wednesday, 14 February 2024 ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሞሊ ፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀ [...]
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት ህጹጽ ረዲኤት ክልኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት ህጹጽ ረዲኤት ክልኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: Tuesday 13, February 2024 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብተጻራሪኡ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ናብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛ [...]
ጂቡቲ፣ ምስ ዓበይቲ ሃገራት ዓለም ኮይና ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ትሰርሕ ምህላዋ ፕረዚደንት ዑመር ገለ ገሊጹ

ጂቡቲ፣ ምስ ዓበይቲ ሃገራት ዓለም ኮይና ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ትሰርሕ ምህላዋ ፕረዚደንት ዑመር ገለ ገሊጹ

Radio Erena: Tuesday 13, February 2024 ጂቡቲ፣ ምስ ከም ኣመሪካ፣ ብሪጣንያ ፈረንሳን ካልኦትን ዝኣመሰላ ዓበይቲ ሃገራት ዓለምን ከም ስዑዲ ዓረብ ዝኣመሰላ ሃገራት እቲ ዞባን ብምዃን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ምው [...]
1 28 29 30 31 32 385 300 / 3849