Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፈረንሳ፣ እሱራት ወጻኢታቶም ባዕላቶም ክኸፍሉ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እማመ ኣቕሪቡ
RADIO ERENA - Wednesday, 30 April 2025
ፈረንሳ፣ ንእሱራት ዓመታዊ እተባኽኖ ዘላ ቢልዮናት ዶላራት ንምንካይ፣ ንዝግበረሎም ወጻኢታት ባዕላቶም ክኸፍልዎ፣ ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር፣ ዠራልድ ዳርማና፣ ምቕጻል ንባብ
የመን፣ ነፈርቲ ኣመሪካ ብዘካየዳኦ ደብዳብ ልዕሊ 68 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Tuesday, 29 April 2025
ኣመሪካ፣ ኣብ የመን፣ ኣብ ከተማ ሰዓዳ ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ፣ ብውሕዱ 68 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 47 ድማ ከምዝቖሰሉን፣ ሑቲ ገሊጹ።
ነፈ ምቕጻል ንባብ
መራሕቲ ጂቡቲን ግብጺን ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብምትኳር ተመያይጦ
RADIO ERENA - Thursday, 24 April 2025
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ጂቡቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት ብ23 ሚያዝያ ናብ ጂቡቲ ኣብ ዝኣተወሉ፣ መዘንኡ ምቕጻል ንባብ
‘ኢትዮጵያ፣ ጥሜት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ’ WFP
RADIO ERENA - Thursday, 24 April 2025
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጥሜትን ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታትን ናይ ዝጥቅዑ ሰባት ብዝሒ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ኣጠንቂቑ።
ብመሰረት እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ምቕጻል ንባብ
ቱርኪ፡ ናብ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ መሸጣ ድሮናት ኣብዚ ሓጺር ዓመታት ናብ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዓብዩ
RADIO ERENA - Wednesday, 22 April 2025
ቱርኪ፡ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ከተስፋሕፍሖ ዝወጠነት ፖለቲካዊ ጽልዋ፡ ዲፕሎማሲን መሸጣ ወትሃደራዊ ንዋትን እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ዝተፈላለዩ ትካላት ብዘቕረብ ምቕጻል ንባብ
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 85% ኣብያት ትምህርቲ ትሕቲ ብቕዓት ከምዘለዋ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ካልእ ምኽንያታትን ልዕሊ 5 ሽሕ 300 ኣብያተ ትምህርቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ክህባ ከምዘይክኣላ ሚኒስተር ትምህርቲ እታ ሃገር፣ ፕሮፌሰር ብር ምቕጻል ንባብ
ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ወደብ ሖደይዳ ካብ ሑቲ ንምምንዛዕ ኵናት ከካይድ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ደገፍ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዘለዎ፣ ዝበዝሐ ክፋሉ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ንወደብ ሖደይዳ ካብ ዕጡቓት ሑቲ ንምምንዛዕ ሓድሽ ኵናት ክኸፍት ከምዝኽእል ንዝተፈላ ምቕጻል ንባብ
ለንደን፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ ሱዳን ዝውዕል ምውላ ንምህላል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ይጋባእ
RADIO ERENA - Tuesday, 15 April 2025
ኵናት ክልተ ወትሃድራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ክልተ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ሰሉስ 15 ሚያዝያ 2025፣ ብሰንኪ ኵናት ንዝሰዓበ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምሕጋዝ ዝዓለም ምወላ ንምውህ ምቕጻል ንባብ
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ኣብ ጎኒ ሱዳን ደው ንዝበላ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት የመስግን
RADIO ERENA - Tuesday, 15 April 2025
ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዑደቱ፣ ብ12 ሚያዝያ ናብ ቱርኪ ዘምርሐ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ 'መድረክ ዲፕሎማሲ' ዝተሰምየ ዋዕላ ኣ ምቕጻል ንባብ
ነፈርቲ እትስከም ዓባይ መርከብ ውግእ እትመርሐን መራኽብ ኵናት ፈረንሳ ኣብ ጂቡቲ ቀንየን
RADIO ERENA - Thursday, 10 April 2025
'ሻርል ደ ጎል' እተሰምየት፣ ነፈርቲ እትስከም ዓርሞሽሽ መርከብ እትመርሐን ጉጅለ መራኽብ ኵናት ፈረንሳ ኣብ ክሊ ማያት ጂቡቲ ከምዝቐነያ፣ ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣፍ ምቕጻል ንባብ