Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 17 18 19 20 21 385 190 / 3849
ለበዳ ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ (H5N1) ንፈለማ እዋን ካብ ላም ናብ ሰብ ተራእዩ

ለበዳ ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ (H5N1) ንፈለማ እዋን ካብ ላም ናብ ሰብ ተራእዩ

RADIO ERENA – Friday, 17 May 2024 ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ (H5N1) ወይ ጉንፋዕ ኣዕዋፍ ብሚልዮናት ዝቑጸራ ኣዕዋፍ በረኻ ክቐትል እንከሎ፣ ኣብ ደርሁ ድማ ብዙሕ ለበዳታት ከም ዝተራእየ ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ሓይልታት ጸጥታ ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ሓይልታት ጸጥታ ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ግጭት፣ ሓይልታት ጸጥታ ዝርከብዎም ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። እቲ ኤ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ ወፍሪ፡ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም እቲ ዝዓበየ’ዩ’

‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ ወፍሪ፡ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም እቲ ዝዓበየ’ዩ’

RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024 ኣመሪካ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተካይዶ ዘላ ወትሃደራዊ ወፍሪ፡ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም እቲ ዝዓበየ ምዃኑ ኣንፊታ። እታ ሃገር ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራተን ዘላ ብዝሒ መራኽ [...]
ሽወደን፣ ንደቂንስትዮ ዝበለጸት ሃገር

ሽወደን፣ ንደቂንስትዮ ዝበለጸት ሃገር

RADIO ERENA – Wednesday, 15 May 2024 ሽወደን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኤክስ፣ ብዓለማዊ ስታቲስቲክስ ንደቂ ኣንስትዮ ዝበለጸት ሃገር ተባሂላ። ኣብ ዝርዝር ብሉጻት ሃገራት ንደቂ ኣንስትዮ ዝነብራ ሃገራት [...]
ኣብ ሱዳን ምጽናት ዓሌት ይካየድ ከምዘሎ ጸብጻብ ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊጹ

ኣብ ሱዳን ምጽናት ዓሌት ይካየድ ከምዘሎ ጸብጻብ ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊጹ

RADIO ERENA – Wednesday, 15 May 2024 ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ከተማ ኤል ጀነና ንሓደ ዓመት ኣብ ዝቐጸለ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ምጽናት ዓሌት ተፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ብሂዩማን ራይትስ ዎች (HRW) ዝተዘርግሐ [...]
ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ምሕደርኡ ናብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ተሰጋጊሩ

ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ምሕደርኡ ናብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ተሰጋጊሩ

RADIO ERENA – Wednesday, 15 May 2024 ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ፣ ምሕደርኡ ናብ መንግስታት ኢትዮጵያን ጅቡቲን ተሰጋጊሩ። ኮርፖሬሽን ህንጻ መንገዲ ባቡር [...]
ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻይዱ

ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024 ኣብ ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ካብ 12 ክሳብ 14 ግንቦት ተኻይዱ። እቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተዓደሙ ኣውፈርቲ፣ ነጋዲ፣ ፖለቲከኛታት፣ ክኢላታት ስ [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ናይ ኲናት መራኽባ ዳግም ኣዋፊራ

ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ናይ ኲናት መራኽባ ዳግም ኣዋፊራ

RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024 ኣመሪካ፡ USS Dwight D. Eisenhower (CVN-69) ዝተባህለት ዓባይ ናይ ኲናት መርከብ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዳግም ከምዘዋፈረታ ሓቢራ። እታ ነፈርቲ ውግእን ሄሊኮፕተራ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተገሊጹ

RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልላት ኣምሓራን ቤኒሻንጉል-ጉሙዝን ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን ስደተኛታታ፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተሓቢሩ። ሱዳን ትሪቡን ንነበርቲ ናይቲ [...]
ባንክ ዓለም ንሃገራት ኣፍሪቃ ዓመታዊ ዝህቦ ልቃሕ ናብ 120 ቢልዮብ ዶላር ከዕብዮ ተሓቲቱ

ባንክ ዓለም ንሃገራት ኣፍሪቃ ዓመታዊ ዝህቦ ልቃሕ ናብ 120 ቢልዮብ ዶላር ከዕብዮ ተሓቲቱ

RADIO ERENA – Thursday, 09 May 2024 ባንክ ዓለም፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ፣ ዓመታዊ ዝህቦ ልቃሕ ናብ 120 ቢልዮን ዶላር ከዕብዮ ተሓቲቱ። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ መራሕቲ ሃገ [...]
1 17 18 19 20 21 385 190 / 3849