Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 14 15 16 17 18 390 160 / 3894
ኢትዮጵያ፣ ካብ ባንክ ዓለም ተወሳኺ ናይ 1.5 ቢልዮን ዶላር ህጹጽ ሓገዝ ረኺባ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ባንክ ዓለም ተወሳኺ ናይ 1.5 ቢልዮን ዶላር ህጹጽ ሓገዝ ረኺባ

RADIO ERENA - Wednesday, 31 July 2024 ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ናይ ፋይናንስን ቁጠባን ብድሆታት ንምሕጋዝ፣ ባንክ ዓለም 1.5 ቢልዮን ዶላር ተወሳኺ ሓጋዝ ክህባ ተመባጺዑ። እቲ ባንክ፣ [...]
ጀነራል ኣል ቡርሃንል፣ ብድሮን ካብ ዝተኻየደ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ

ጀነራል ኣል ቡርሃንል፣ ብድሮን ካብ ዝተኻየደ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ

RADIO ERENA - Wednesday, 31 July 2024 ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊቲን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ብድሮን ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከምዝደሓነ ተሓቢሩ። እ [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ዝነበረን ወትሃደራዊ ውዕል ከሓድሳ ተሰማሚዐን

ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ዝነበረን ወትሃደራዊ ውዕል ከሓድሳ ተሰማሚዐን

RADIO ERENA - Monday, 29 July 2024 ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ንክልተ ዓመታት ክዛተያሉ ዝጸንሓ ምሕዳስ ወትሃደራዊ ውዕል፣ ፕረዚደንታት ክልቲኤን ሃገራት ብዘንበርዎ ክታም ኣብ ናይ መወዳእታ ስምምዕ ተበጺሑ። ኣብ ፓሪስ ዑ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ወትሃደራውያን መካይን ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣእትያ

ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ወትሃደራውያን መካይን ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣእትያ

RADIO ERENA - Monday, 29 July 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ 10ታት ድሩዓት ወትሃደራውያን መካይን ካብ ሕቡራት ሃገራት ዓረብ ከምዘእተወ መርበብ ዜና ሚሊታሪ ኣፍሪካ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ኣብ ወትሃደራዊ ንጥፈታት ሃገ [...]
انزلاقات طينية تودي بحياة أكثر من مئتين وتسعة وعشرين شخصا في أثيوبيا

انزلاقات طينية تودي بحياة أكثر من مئتين وتسعة وعشرين شخصا في أثيوبيا

إذاعة إرينا الدولية : 25.072024 أعلنت السلطات المحلية في إثيوبيا مقتل 229 شخصا على الأقل جراء انزلاق للتربة الاثنين عقب هطول أمطار غزيرة في جنوب ال [...]
ኢትዮጵያ፡ መሬት ብምህማሙ ልዕሊ 229 ሰባት ሞይቶም

ኢትዮጵያ፡ መሬት ብምህማሙ ልዕሊ 229 ሰባት ሞይቶም

RADIO ERENA - Wednesday, 24 July 2024 ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ፡ ጎፋ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፡ ብቀዳመ - ሰንበት ብዘጋጠመ ምህማም መሬት፤ ብውሕዱ 229 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ። በቲ ምህማም [...]
ኢራንን ሱዳንን ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኣምባሳደራት ተለዋዊጠን

ኢራንን ሱዳንን ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኣምባሳደራት ተለዋዊጠን

RADIO ERENA – Tuesday , 23 July 2024 ኢራንን ሱዳንን ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኣምባሳደራት ከም ዝተለዋወጣ ተገሊጹ። ሱዳን ኣብ 2016 ኣብ ቴህራን ኢራን ዝርከብ ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ መጥቃዕቲ ምስ በጽሖ [...]
እስራኤል፣ ኣብ የመን መጥቃዕቲ ክትውስኽ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

እስራኤል፣ ኣብ የመን መጥቃዕቲ ክትውስኽ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

RADIO ERENA - Monday, 22 July 2024 ነፈርቲ እስራኤል፣ ብቀዳም 20 ሓምለ፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ድሕሪ ዘካየድኦ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፣ ኣስታት 90 ድማ ቆሲሎም። እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ የመን [...]
ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ድኹም ምሕደራ ብብዝሒ ግብረሽበራዊ ስግኣታትን ድኽነትን ካብ ዝተሃስያ ቀዳሞት ዕስራ ሃገራት ዓለም

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ድኹም ምሕደራ ብብዝሒ ግብረሽበራዊ ስግኣታትን ድኽነትን ካብ ዝተሃስያ ቀዳሞት ዕስራ ሃገራት ዓለም

RADIO ERENA - Friday , 19 July 2024 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ሰንኮፍ ምሕደራን ኣብቲ ዞባ ዘሎ ዕጥቃዊ ግጭታትን ካብተን ብብዝሒ ግብረሽበራዊ ስግኣታት ዘለወን ሃገራት እየን። ኣብቲ ዞባ መርበባት [...]
ፕረዚደንት ኢማራት ዓረብን ሓላፊ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን  ዘተ ኣካይዶም

ፕረዚደንት ኢማራት ዓረብን ሓላፊ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ዘተ ኣካይዶም

RADIO ERENA - Friday , 19 July 2024 ፕረዚደንት ኢማራት ዓረብን ሓላፊ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ ዘተ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣ [...]
1 14 15 16 17 18 390 160 / 3894