Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 13 14 15 16 17 390 150 / 3894
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በረራታት ካብ ጽባሕ ክቛረጽ’ዩ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በረራታት ካብ ጽባሕ ክቛረጽ’ዩ

RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ: ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ካብ ጽባሕ ሰሉስ 03 መስከረም ከምዘቛርጾ ኣፍሊጡ እቲ መን [...]
ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ተቖጻጺሮም

ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ተቖጻጺሮም

RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024 ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ከምዝተቖጻጸሩ ተሓቢሩ። ኣብቲ ዶብ ተዋፊሩ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያን ፖሊስን፣ ናብ ሱዳን ብምእታው ኢዶም ንሰራ [...]
ክልተ ህወሓት ንሓንቲ መንበር

ክልተ ህወሓት ንሓንቲ መንበር

RADIO ERENA - Thursday, 29 August 2024 https://www.youtube.com/watch?v=J85RK5J39MY [...]
الصومال يهدد بتعليق رحلات الخطوط الجوية الاثيوبية في كافة أنحاء البلاد

الصومال يهدد بتعليق رحلات الخطوط الجوية الاثيوبية في كافة أنحاء البلاد

إذاعة إرينا الدولية: 23.08.2024 في تصعيد جديد في الازمة الصومالية الاثيوبية هدد الصومال بتعليق  رحلات الخطوط الجوية الاثيوبية إلى كافة أنحاء الصوما [...]
ጸጥታ ዘስግኦ ፖሊስ ሶማል፣ ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ኒቓብ ይእግድ

ጸጥታ ዘስግኦ ፖሊስ ሶማል፣ ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ኒቓብ ይእግድ

RADIO ERENA - Thursday, 09 August 2024 ፖሊስ ሶማል፣ ደቂንስትዮ ኣመንቲ ምስልምና ዘዘውትርኦ፣ ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ኒቓብ፣ ይእግድ ከምዘሎ መርበባት ዜና ሓቢረን። ፖሊስ፣ ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ዞባ ጁባላንድ፣ ንል [...]
ብሪጣንያ፣ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ንልዕሊ 30 መዕቖቢታት ዒላማ ክገብሩ መደብ ከምዘለዎም ተሓቢሩ

ብሪጣንያ፣ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ንልዕሊ 30 መዕቖቢታት ዒላማ ክገብሩ መደብ ከምዘለዎም ተሓቢሩ

RADIO ERENA - Wednesday, 07 August 2024 ብሪጣንያ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ናዕቢ ዘካይዱ ዘለዉ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ንልዕሊ 30 መዕቖቢታት ዒላማ ክገብሩ መደብ ከምዘለዎም ፖሊስ ሓቢሩ። ዛጊት ኣብ ሮተርሃም፣ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንመንገዲ ኣየር ናይጀርያ ንምዕዳግ ዝነበሮ መደብ ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንመንገዲ ኣየር ናይጀርያ ንምዕዳግ ዝነበሮ መደብ ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ

RADIO ERENA - Wednesday, 07 August 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንመንገዲ ኣየር ናይጀርያ ንምዕዳግ ንዝነበሮ ናይ ወፍሪ መደብ፣ ብፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ናይጀርያ ከምዝተነጽገ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ሓተቲ ዑቕባ ንዝዕቆብሉ መዕረፍ ኣጋይሽ ኣጥቂዖም

ብሪጣንያ፣ ኣኽረርቲ የማናውያን፣ ሓተቲ ዑቕባ ንዝዕቆብሉ መዕረፍ ኣጋይሽ ኣጥቂዖም

RADIO ERENA - Monday, 05 August 2024 ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም፣ ኣኽረርቲ የማናውያን ጉጅለታት፣ ሓተቲ ዑቕባ ብግዝያውነት ንዝጸንሕሉ ሆቴላት ኣጥቂዖም። እቶም ሕሉፋት የማናውያን ጉጅ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ጸጥታ ብምፍራሱ ልዕሊ 7 ሽሕ እሱራት ሃዲሞም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ጸጥታ ብምፍራሱ ልዕሊ 7 ሽሕ እሱራት ሃዲሞም

RADIO ERENA - Thursday, 01 August 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ብሰንኪ ዝተወልዐ ግጭት፣ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ልዕሊ 7 ሽሕ እሱራት ከምዝሃደሙ ተገሊጹ። እዚ ዝተገለጸ፣ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ኣብ ዝካይድ ኣህጉራዊ ጉዕዞ፣ መሸጣ ትኬት ብዶላር ጥራይ ክኸውን ወሲኑ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ኣብ ዝካይድ ኣህጉራዊ ጉዕዞ፣ መሸጣ ትኬት ብዶላር ጥራይ ክኸውን ወሲኑ

RADIO ERENA - Thursday, 01 August 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ መገሻታት፣ መሸጣ ትኬት ብዶላር ጥራይ ክኸውን ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ውሳኔ'ዚ ወላ'ውን ነቶም [...]
1 13 14 15 16 17 390 150 / 3894