Category: ኣህጉራዊ ዜና
مصر ترسل سفينة شحن عسكرية إلى الصومال محملة بالاسلحة والمعدات العسكرية
إذاعة إرينا الدولية : 23.09.2024
استقبل ميناء مقديشو الصومالي اليوم الاثنين سفينة شحن عسكرية قادمة من مصر محملة بأسلحة ومعدات عسكرية شملت المد [...]
جيبوتي تقترح على جنوب السودان ميناءً بديلاً لصادرات النفط
إذاعة إرينا الدولية 23/09/2024
اقترحت جيبوتي على حكومة جنوب السودان تقديم خدمات موانئ خاصة لصادرات النفط ، وحمل الاقتراح وزير خارجية جيبوتي محمود ع [...]
ሑቲ፣ ሕነ ናይቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ክፈዲ’የ ይብል
RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024
እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ብዝሓየለ መልክዑ ኣብ እትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ሑቲ ናይ የመን፣ ሕነ ክፈዲ ምዃኑ ኣጠንቂቑ።
ሚኒስተሪ ምክልኻል ናይቲ [...]
ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ እማመ ኣቕሪባ
RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024
ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ፣ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎታት ከተዳሉ ከምእትኽእል፣ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን እማመ ኣቕሪባ።
ነቲ ብመንግስቲ ጂቡቲ ዝቐረበ [...]
ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ተገሊጹ
RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024
ግብጺ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊጹ።
እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ነዚ [...]
ኢጋድ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን ንምቅርራብ ተበግሶ ከምዝወሰደ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Thursday, 19 September 2024
ሓድሕድ መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን ንምቅርራብ ተበግሶ ምውሳዱ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ዋና ጸሓፊ ኢጋድ፣ ዶ/ር ወርቅነህ ገ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ገማግም ሶማል ሓይሊ ባሕሪ ከተዋፍር’ያ
RADIO ERENA - Wednesday, 18 September 2024
ቱርኪ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዳህሳስ ነዳዲ ንዘካይዳ መራኽባ ዝሕሉ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ከተዋፍር ምዃና ተሓቢሩ።
ሚድል ኢስት ኣይ ንምንጭታታ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረ [...]
ህወሓት፣ ንጌታቸው ረዳ ካብ ኣባልነት ሰጕግዎ
RADIO ERENA - Wednesday, 18 September 2024
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ህወሓት፣ ንፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ ኣባልነት ከምዝኣለዩ፣ ብ17 መስከረም ሓቢሩ።
ማእ [...]
ኤርትራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኣብ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ዶባታ ዓጽያ
RADIO ERENA - Tuesday, 17 September 2024
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ ኣስፋሕፊሑ ብዘሎ ሕማም ኮሌራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣርባዕተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 100 ድማ በቲ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ሕቡራ [...]
ጂቡቲ፣ ወደብ ታጁራ ንኢትዮጵይ ከምዘይትህባ ኣፍሊጣ
RADIO ERENA - Tuesday, 17 September 2024
ጂቡቲ፣ ንወደብ ታጁራ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምምሕዳሩ ደኣ'ምበር፣ ጠቕሊላ ከምዘይትህባ ኣነጺራ።
ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብጉዳይ 'ቲ ምስ ርእሰ ምምሕ [...]