Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ዝበዝሐ ከባቢታት ብሰራዊት ይሕሎ ምህላዉ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ማእከላዊ፣ ዞባ ጉራጌ፣ ዘጋጠመ ምፍራስ ጸጥታ ካብ ዓቕሚ እቲ ክልል ወጻኢ ምዃኑ ተገሊጹ።
ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ጎረባብቲ ዓድታት፣ ብጉዳይ ዋንነ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ልዕሊ 2 ሚልዮን ተማሃሮ ትምህርቶም ኣቛሪጾም
RADIO ERENA - Thursday, 05 September 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 4 ሽሕ ኣብያተ ትምህርቲ ብምዕጻወን፣ ልዕሊ 2.6 ሚልዮን ተማሃሮ ትምህርቶም ከ [...]
السلطات السودانية تغلق معبر القلابات الحدودي مع أثيوبيا بعد سيطرة مليشيا فانو على المتمة
إذاعة إرينا الدولية : 03.09.2024
قالت مصادر عسكرية سودانية إن السلطات السودانية أغلقت، الاثنين، معبر القلابات الحدودي مع إثيوبيا بعد سيطرة مليشيا [...]
الجيش المصري يعتزم إجراء مناورات عسكرية مشتركة مع الجيش الصومالي
إذاعة إرينا الدولية :03.09.2024
قال الجيش المصري أنه سيقوم بمناورات عسكرية مشتركة مع الصومال ، وأفادت صحيفة الجيش المصري أن قوات مصرية ستجري مناورا [...]
ሶማልን ግብጺን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
RADIO ERENA - Tuesday, 03 September 2024
ናብ ሶማል ወትሃደራዊ ኣጽዋርን ሰራዊትን እተዋፍር ዘላ ግብጺ፣ ምስ ሰራዊት ሶማል ሓባራዊ ልምምድ ከተካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ዛጊት ብዝሑ ዘይተነጸረ ናብ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በረራታት ካብ ጽባሕ ክቛረጽ’ዩ
RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ: ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ካብ ጽባሕ ሰሉስ 03 መስከረም ከምዘቛርጾ ኣፍሊጡ
እቲ መን [...]
ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ተቖጻጺሮም
RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024
ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ከምዝተቖጻጸሩ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ዶብ ተዋፊሩ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያን ፖሊስን፣ ናብ ሱዳን ብምእታው ኢዶም ንሰራ [...]

ክልተ ህወሓት ንሓንቲ መንበር
RADIO ERENA - Thursday, 29 August 2024
https://www.youtube.com/watch?v=J85RK5J39MY [...]
الصومال يهدد بتعليق رحلات الخطوط الجوية الاثيوبية في كافة أنحاء البلاد
إذاعة إرينا الدولية: 23.08.2024
في تصعيد جديد في الازمة الصومالية الاثيوبية هدد الصومال بتعليق رحلات الخطوط الجوية الاثيوبية إلى كافة أنحاء الصوما [...]
ጸጥታ ዘስግኦ ፖሊስ ሶማል፣ ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ኒቓብ ይእግድ
RADIO ERENA - Thursday, 09 August 2024
ፖሊስ ሶማል፣ ደቂንስትዮ ኣመንቲ ምስልምና ዘዘውትርኦ፣ ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ኒቓብ፣ ይእግድ ከምዘሎ መርበባት ዜና ሓቢረን።
ፖሊስ፣ ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ዞባ ጁባላንድ፣ ንል [...]