Category: ኣህጉራዊ ዜና
ለንደን፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ ሱዳን ዝውዕል ምውላ ንምህላል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ይጋባእ
RADIO ERENA - Tuesday, 15 April 2025
ኵናት ክልተ ወትሃድራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ክልተ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ሰሉስ 15 ሚያዝያ 2025፣ ብሰንኪ ኵናት ንዝሰዓበ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምሕጋዝ ዝዓለም ምወላ ንምውህ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ኣብ ጎኒ ሱዳን ደው ንዝበላ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት የመስግን
RADIO ERENA - Tuesday, 15 April 2025
ድሕሪ ናይ ኣስመራ ዑደቱ፣ ብ12 ሚያዝያ ናብ ቱርኪ ዘምርሐ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ 'መድረክ ዲፕሎማሲ' ዝተሰምየ ዋዕላ ኣ [...]
ነፈርቲ እትስከም ዓባይ መርከብ ውግእ እትመርሐን መራኽብ ኵናት ፈረንሳ ኣብ ጂቡቲ ቀንየን
RADIO ERENA - Thursday, 10 April 2025
'ሻርል ደ ጎል' እተሰምየት፣ ነፈርቲ እትስከም ዓርሞሽሽ መርከብ እትመርሐን ጉጅለ መራኽብ ኵናት ፈረንሳ ኣብ ክሊ ማያት ጂቡቲ ከምዝቐነያ፣ ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣፍ [...]
ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘትኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ኣካይደን
RADIO ERENA - Wednesday, 09 April 2025
ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘተኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ከምዘካየዳ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ሓቢሩ።
ኣብቲ ብሰኑይ 07 ሚያዝያ፣ ኣብ ኣ [...]
تعيين القائد العام لقوات التجراي رئيسا للإدارة المؤقتة للإقليم
إذاعة إرينا الدولية : 08.04.2025
عين رئيس الوزراء الاثيوبي آبي أحمد، القائد العام لقوات التجراي ونائب رئيس الإدارة المؤقتة للإقليم الجنرال تادسي و [...]
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ልዩተናትን ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ክኸውን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሰሉስ 08 ሚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተረፍዱ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ
RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንንዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ፣ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፈትሐት ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት – ሁማን ራይትስ ዎች ሓቢሩ።
እቶም ብሽ [...]
መራሕቲ ግብጺን ኣመሪካን ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተመያይጦም
RADIO ERENA - Thursday, 03 April 2025
ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ዶናልድ ትራምፕን ፕረዚደት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን፣ ኣብ ጉዳይ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ተኽእሎታት ምቑራጽ ተጻብኦ ሑቲን ብዝምልክት ተመያ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ የመን ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ንምሕያል፣ ካልኣይቲ ዓርሞሽሽ መርከብ ኵናት ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራ
RADIO ERENA - Thursday, 03 April 2025
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ንምሕያል፣ ነፈርቲ ውግእን ሄሊኮፕተራትን እትስከም ካልኣይቲ ዓርሞሽሽ መርከብ ኵናት ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራ።
እ [...]
والصومال يجري محادثات لشراء طائرات هليكوبتر مقاتلة من تركيا، ويتسلم معدات عسكرية ولوجستية من الاتحاد الافريقي
إذاعة إرينا الدولية : 02.04.2025
أفادت صحيفة "ديفينس إكسبريس" نقلاً عن مصادر عسكرية أن الحكومة الصومالية تجري محادثات لشراء طائرات هليكوبتر مقاتلة [...]