Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 40 41 42 43 44 386 420 / 3855
ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ: ክብረወሰን ኣፍሪቃ ትሰብር

ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ: ክብረወሰን ኣፍሪቃ ትሰብር

Radio Erena: Monday, 20 November 2023 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመደበራ ኢትዮጵያዊት ቀባኢት ጁሊ ምሕረቱ ዝቐብኣታ ቅብኣ 10.7 ሚልዮን ዶላር ተሸይጣ:: ጁሊ ምሕረቱ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልደት [...]
ጆርጅ ዊሃ ተሳዒሩ: ‘ካብ ውልቃዊ ድሌት ጥቕሚ ሃገር ይቕድም’ ኢሉ

ጆርጅ ዊሃ ተሳዒሩ: ‘ካብ ውልቃዊ ድሌት ጥቕሚ ሃገር ይቕድም’ ኢሉ

Radio Erena: Monday, 20 November 2023 ኣብ 1995 ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ተባሂሉ ወርቃዊት ኩዑሶ (Ballon d'Or) ዝተሸለመ ላይበርያዊ ጆርጅ ዊሃ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተሳዒሩ:: [...]
ሱዳን:ተቓወምቲ ዳርፉር ምስ ሰራዊት ይጽንበሩ

ሱዳን:ተቓወምቲ ዳርፉር ምስ ሰራዊት ይጽንበሩ

Radio Erena: Monday, 20 November 2023 ኲናት ሓድሕድ ጀነራላት ሱዳን ልዕሊ ሸውዓተ ወርሒ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ከተማ ካርቱም ናብ ኣብ ዝኾነ እዋን ክትሞተላ እትኽእል ገሃነም ተቐይራ ትርከብ:: ሓያ [...]
ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስ ኣማሓዳሪ ዳርፉር ሚን ሚናዊ ብምዃን ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ኣካይዱ

ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ምስ ኣማሓዳሪ ዳርፉር ሚን ሚናዊ ብምዃን ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: Friday, 17 November 2023 ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ምስ ኣማሓዳሪ ዳርፉር ሚን ሚናዊ ብምዃን ትማሊ ሰሉስ ናብ ኢትዮጵያ ብምኻድ፣ ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዘሎ ኩ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 300 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 300 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ነሓሰ 2022 ኣትሒዙ ተላቢዑ ብዘሎ ሕማም ኮሌራ፣ ብውሕዱ 370 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኣብ ምወላ ህጹጽ ጉዳያት ዘተኩር ትካል ሕብረት [...]
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ገበናት ይፍጽም

ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ገበናት ይፍጽም

Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023 ፖሊስ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ብኣባላት ፖሊስ ዝፍጸም ጎነጽ፣ ከምኡ'ውን ኣብ መንበሪኦም ኮነ ኢልካ ዝፍጸም፣ ዝበዝሐ ገበናዊ በደላት ከም [...]
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞያታት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምስታፍ፣ ዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ከም ዘዕቢ ተሓቢሩ

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞያታት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምስታፍ፣ ዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ከም ዘዕቢ ተሓቢሩ

Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023 ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምዕባይ ንዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ተራ ከም ዝጻወት፣ ኣብ ጃፓን ዝተኻየደ መጻናዕታዊ ጽሑፍ ምር [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ካብቲ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብቲ ዞባ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ዝበኣሰ ክኸውን ከም ዝኽእል UNHCR ኣጠንቂቑ

ኣብ ዞባ ዳርፉር ዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ካብቲ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብቲ ዞባ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ዝበኣሰ ክኸውን ከም ዝኽእል UNHCR ኣጠንቂቑ

Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023 ኣብ ዞባ ዳርፉር ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ዝጸንሐ ምትፍናን ናይ ዓረብ ዘርኢ ዘለዎምን ዘይብሎምን ዓሌታት፣ ኣብ 2003 ናብ ጥርዙ ዓሪጉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት [...]
ኢትዮጵያ: ጥንታዊት ከተማ ላሊበላ ኣብ ሓደጋ ዕንወት

ኢትዮጵያ: ጥንታዊት ከተማ ላሊበላ ኣብ ሓደጋ ዕንወት

Radio Erena: Monday, 13 November 2023 ላሊበላ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተደኩና እትርከም ጥንታዊት ከተማ እያ:: ኣብታ ከተማ ካብ ከውሒ ተጸሪበን ዝወጻ ኣብ መበል 12ን 13ን ክፍለዘመን ዝተ [...]
ፊፋ፣ ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ መደብ

ፊፋ፣ ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ መደብ

Radio Erena: Friday, 10 November 2023 ፊፋ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር ሓድሽ ጻውዒት ፕሮጀክትታት ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ከምዘውጸአ ተገሊጹ። ካብ ፊፋን GIZማለት ሚኒስትሪ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ልምዓትን [...]
1 40 41 42 43 44 386 420 / 3855