Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 309 310 311 312 313 390 3110 / 3892
ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ውጽኣት ብምስዓብ ዝቐትል [...]
ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

Radio Erena: 09 June 2019 ፍርያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ተተኮስቲ ቦምባታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክፈሪ ዘፍቅድ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኻዪዱ። ኒውዮርክ ታይምስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

Radio Erena: 09 June 2019 ንህዝባዊ ምልዕዓል ሱዳን ይመርሑ ካብ ዘለዉ ክልተ ቀንዲ ሓለፍቲ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ብኡ ንብኡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ማዕከናት ዜና ካብ ሱዳን ሓቢረን። [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ

Radio Erena: 06 June 2019 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ። እቲ ሕብረት፣ ሎሚ ሓሙስ፣ 6 ሰነ፣ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ሲቪላዊ መንግ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ኣብ ልዕሊ ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘመሓላለፈ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ብ26 ግንቦት [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ፣ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። እቲ ሓድሽ ሕጊ ብዘይካ'ዚ፣ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ጎደናታት ቀንፈዘው [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን፣ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ኣሲራ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን፣ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ኣሲራ

Radio Erena: 05 June 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዓመትን መንፈቕን፣ ምስ ጉዳይ ኢምግሬሽን ሕጊ ዕዮን ብዝተሓሓዝ 3.2 ሚልዮን ወጻእተኛታት ከምዝኣሰረት ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ [...]
ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 05 June 2019 ኬንያ፣ ዜጋታታ ገፈፍቲ ዓሳ ፣ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዋስን ክሊ ማይ ከይጽግዑ ኣጠንቂቓ። እታ ሃገር ነዚ መጠንቐቕታ ተመሓላልፍ ዘላ፣ ምስ ሶማልያ ኣብ እትስሓሓበሉ ዘላ እዋን'ዩ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ ኢንግሊዝ ኩባንያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ ኢንግሊዝ ኩባንያ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

Radio Erena: 04 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ቱሉ ካፒ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዕደና ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈረ ናይ እንግሊዝ ኩባንያ፣ መጥቓዕቲ ከምዝተፈጸመ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ

Radio Erena: 04 June 2019 ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዝጀመረቶም ዝተፈላለዩ ናይ ምትሕግጋዝ መደባት፣ ክትደፍኣሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ጸዊዑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ ነዚ ዝጸውዐ፣ ምስ ቀጠራዊ መዘ [...]
1 309 310 311 312 313 390 3110 / 3892