Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 2 3 4 5 385 30 / 3842 POSTS
ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘትኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ኣካይደን

ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘትኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ኣካይደን

RADIO ERENA - Wednesday, 09 April 2025 ቱርኪን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዘተኮረ ናይ ምምኽካር ኣኼባ ከምዘካየዳ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰኑይ 07 ሚያዝያ፣ ኣብ ኣ Read More
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ

ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተሸይሙ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025 ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ትግራይ፣ ልዩተናትን ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ክኸውን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሰሉስ 08 ሚ Read More
ስዑዲ ዓረብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተረፍዱ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተረፍዱ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ፈቲሓ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 April 2025 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ንንዊሕ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ፣ 44 ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፈትሐት ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት – ሁማን ራይትስ ዎች ሓቢሩ። እቶም ብሽ Read More
መራሕቲ ግብጺን ኣመሪካን ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተመያይጦም

መራሕቲ ግብጺን ኣመሪካን ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ተመያይጦም

RADIO ERENA - Thursday, 03 April 2025 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ዶናልድ ትራምፕን ፕረዚደት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን፣ ኣብ ጉዳይ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ተኽእሎታት ምቑራጽ ተጻብኦ ሑቲን ብዝምልክት ተመያ Read More
ኣመሪካ፣ ኣብ የመን ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ንምሕያል፣ ካልኣይቲ ዓርሞሽሽ መርከብ ኵናት ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራ

ኣመሪካ፣ ኣብ የመን ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ንምሕያል፣ ካልኣይቲ ዓርሞሽሽ መርከብ ኵናት ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራ

RADIO ERENA - Thursday, 03 April 2025 ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ንምሕያል፣ ነፈርቲ ውግእን ሄሊኮፕተራትን እትስከም ካልኣይቲ ዓርሞሽሽ መርከብ ኵናት ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራ። እ Read More
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኣብ ናይ ክልላት ጉዳያት ጣልቃ ክኣቱ ዝፈቕድ ሓድሽ ኣዋጅ ኣጽዲቑ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኣብ ናይ ክልላት ጉዳያት ጣልቃ ክኣቱ ዝፈቕድ ሓድሽ ኣዋጅ ኣጽዲቑ

RADIO ERENA - Tuesday, 01 April 2025 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኣብ ናይ ክልላት ጉዳያት ጣልቃ ክኣቱ ዝፈቕድ ሓድሽ ኣዋጅ ኣጽዲቁ። እቲ ብሰሉስ 01 ሚያዝያ ጸዱቑ ብኡ ንብኡ ናብ Read More
ብሪጣንያ፣ ንዜጋታት ኤውሮጳ መእተዊ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ኣተኣታትያ

ብሪጣንያ፣ ንዜጋታት ኤውሮጳ መእተዊ ቪዛ ክሓቱ ዘገድድ ሓድሽ ሕጊ ኣተኣታትያ

RADIO ERENA - Tuesday, 01 April 2025 ኣብ 2020 ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝወጸት ብሪጣንያ፣ ዜጋታት ኤውሮጵ ናብ ሃገራ ብዘይጸገም ክኣትዉ'ያ ክትፈቅድ ጸኒሓ። ካብ ረቡዕ 02 ሚያዝያ ኣትሒዙ ግና፣ ዜጋታት ኤውሮ Read More
ሶማል፣ ካብ ቱርኪ ሄሊኮፕተራት ኵናት ንምሽማት ትዝቲ

ሶማል፣ ካብ ቱርኪ ሄሊኮፕተራት ኵናት ንምሽማት ትዝቲ

RADIO ERENA - Tuesday, 01 April 2025 መንግስቲ ሶማል፣ ካብ ቱርኪ ሄሊኮፕተራት ኵናት ንምሽማት ይዝቲ ከምዘሎ ንወትሃደራውያን ምንጭታት ብምጥቃስ፣ ዲፈንስ ኤክስፕረስ ሓቢሩ። እተን T129 ATAK ዝዓይነተን ሄ Read More
ኣል ቡርሃን፣ ከተማ ካርቱም ካብ ዳዕም ሰሪዕ ሓራ ድሕሪ ምዃና፣ ኣብ ፋልማይ ዞባዊ ዑደቱ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ

ኣል ቡርሃን፣ ከተማ ካርቱም ካብ ዳዕም ሰሪዕ ሓራ ድሕሪ ምዃና፣ ኣብ ፋልማይ ዞባዊ ዑደቱ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ

RADIO ERENA - Tuesday, 01 April 2025 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ከተማ ካርቱም ካብ ሓይልታት ዳዕም ሰሪዕ ምሉእ ብምሉእ ሓራ ድሕሪ ምዃና፣ ኣብ ፈላሚ ዑደቱ ናብ Read More
ሓበሬታ ምቕያር ናይ ፈነወ ሳትላይት

ሓበሬታ ምቕያር ናይ ፈነወ ሳትላይት

RADIO ERENA - Friday, 28 March 2025 ራድዮ ኤረና፡ ካብ 01 ሚያዝያ ኣትሒዛ 2025 ናብ ሓድሽ ሳትላይት ናይ ፈነወ መስመር ክትግዕዝ’ያ። ናይ ሳትላይት ተቐባሊ ሸሓኒ ወይ ዲሽ በዚ ዝስዕብ መስመር ብምቕናይ፤ Read More
1 2 3 4 5 385 30 / 3842 POSTS