Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፣ ህዝባ ብዓለም ደረጃ ኣብ ዝኸፍአ ጥሜትን ምምዝባልን ይርከብ
RADIO ERENA - Friday, 05 July 2024
ንዓሰርተ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግጭት ሱዳን እታ ሃገር ኣብዚ እዋን ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ቅልውላው ጥምየትን ምዝንባልን ኣጋጢምዋ ከም ዘሎ ዳይረክተር ኮሚቴ ምድሓን ህይወት [...]
وساطة تركية تنجح في جمع وزيري الخارجية الأثيوبي والصومالي في أنقرة وتحدد مطلع سبتمبر القادم موعدا لعقد جولة ثانية من المباحثات
إذاعة إرينا الدولية: 05.07.2024
قال وزير الخارجية التركي هاكان فيدان إن الجولة الثانية من المحادثات بين وزيري الخارجية الإثيوبي تايي أطقي سيلاسي وا [...]
جيبوتي ترفض اتهامات أرض الصومال لها باستضافة جبهة مناوئة
إذاعة إرينا الدولية :05.07.2024
رفضت جيبوتي اتهامات رئيس أرض الصومال موسى بيحي لها باستضافة جبهة مناوئة لأرض الصومال في أراضيها
وقال وزير المالية [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ሶማሊላንድ ግጭት ንምስዋር ትሰርሕ ኣላ ንዝብል ወቐሳ ነጺጋቶ
RADIO ERENA - Thursday, 04 July 2024
ጂቡቲ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ግጭት ንምውስዋር ትሰርሕ ኣላ ንዝብል ወቐሳ ፕረዚደንት ሙሴ ቢሒ ዓብዲ ነጺጋቶ።
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝሃቦ መግለ [...]
ኤርትራ ቀይዳቶም ዝጸንሐት የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ኣፋንያ
RADIO ERENA - Wednesday, 03 July 2024
ኤርትራ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 38 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፡ ብሰንበት 30 ሰነ፡ ናብ ሃገሮም ኣፋንያ።
እቶም የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ንክልተ ወርሒ ኣብ ቤት ማእሰር [...]
ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ ክትሽምግል’ያ
RADIO ERENA - Monday, 02 July 2024
ቱርኪ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ተበግሶ ከምዝወሰደት ተሓቢሩ።
ማዕከን ዜና ኣል ዓረብያ፣ ምስቲ ጉዳይ ቅ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኡጋንዳ ሳልሳይ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ንምህናጽ ተሰማሚዓ
RADIO ERENA - Tuesday, 02 July 2024
ኡጋንዳ፣ ኣብታ ሃገር መበል ሳልሳይ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ንምህናጽ ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐት ተሓቢሩ።
ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሰቬኒ፣ [...]
تقرير دولي يحذر من وقوع المجاعة في 14 منطقة بالسودان
إذاعة إرينا الدولية : 28.06.2024
في الوقت الذي تشهد فيه مدينة الفاشر عاصمة شمال دار فور تجدد المعارك بين الجيش وقوات الدعم السريع ، حذر تقرير دولي [...]
ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኡጋንዳ ንሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ዝምልከት ዘሕለፈቶ ሕጊ፣ ክትስርዞ ጸቕጢ ክግበረላ ይጽውዑ
Radio Erena: Friday 28 June 2024
ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኡጋንዳ ንሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ዝምልከት ዘሕለፈቶ ሕጊ፣ ክትስርዞ ጸቕጢ ክግበረላ ብተደጋጋሚ ይጽውዑ።
እቶም 21 ኣባላት ኮንግረስ እቲ [...]
ኬንያ፣ ኣብ እዋን ህዝባዊ ናዕቢ ዕጽዋ ኢንተርነት ከም ፍታሕ ምስ ዝጥቀማ ሃገራት ኣፍሪቃ ተሰሪዓ
Radio Erena:, Friday 28 June 2024
ኬንያ፡ መንግስቲ ንመንእሰያት ንምሕያል ዲጂታላዊ ቁጠባ እታ ሃገር ኣብ ምህናጽ ብዙሕ ተስፋታት’ኳ ክህብ እንተጸንሐ ፡ ንተቓውሞ ወይ ህዝባዊ ናዕቢ ተኸቲለን ንኣጠቓቕማ ኢንተ [...]