Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 15 16 17 18 19 390 170 / 3894
ሑቲ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ኣጥቂዑ

ሑቲ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ኣጥቂዑ

RADIO ERENA - Thursday, 18 July 2024 ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ነዳዲ ዘመላልሳ ክልተ መራኽብ ከምዘጥቕዐ ገሊጹ። ወሃቢ ቃል ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብ15 ሓምለ፣ ብመንገዲ ማሕበራዊ ሜድያ ኤክስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ [...]
مصرع تسعة أشخاص وجرح العشرات في انفجار سيارة مفخخة أما مقهى مكتظ بالأشخاص في العاصمة الصومالية مقديشو

مصرع تسعة أشخاص وجرح العشرات في انفجار سيارة مفخخة أما مقهى مكتظ بالأشخاص في العاصمة الصومالية مقديشو

ذاعة إرينا الدولية : 17.07.2024 لقي تسعة أشخاص على الأقل  مصرعهم  وأصيب نحو 20 آخرين في انفجار سيارة مفخخة استهدف مقهى مكتظا في مقديشو، وفقا لما أف [...]
ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ፣ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም

ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ፣ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም

RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024 ኣብ ግጭት ሱዳን ካብ ዝቖሰሉ ሓደ ሲሶ ደቂንስትዮን ትሕቲ 10 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናትን እዮም ክብል ሓካይም ብዘይዶብ MSF ትማሊ ሰሉስ 16 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ባህርያዊ ሓደጋታትን ተመዛቢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ናብ ዓድታቱ ይምለስ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ባህርያዊ ሓደጋታትን ተመዛቢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ናብ ዓድታቱ ይምለስ

RADIO ERENA - Wednesday, 17 July 2024 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ዘውጽኦ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 2.5 ሚልዮን ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ናብ ዓድታቶም ተመሊሶም። [...]
ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ፈጣን ሓይልታት 23 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ፈጣን ሓይልታት 23 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 ኣብ ሱዳን፣ ሰሜን ኮርዶፋን፣ ዕጡቓት ፈጣን ሓይልታት፣ ነጋዶን ሰለማውያን ሰለማውያን ሰባት ኣብ ልዕሊ ዘመላልሳ ዝነበራ ቃፍላይ ብዝኸፈትዎ፣ ብውሕዱ 23 ሰባት ከምዝተቐትሉን [...]
ሞቛድሾ፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ተቐቲሎም

ሞቛድሾ፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Tuesday, 16 July 2024 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ሓደ ቤት መግብን ሻሂን ተኣኻኺቦም፣ መዛዘሚ ግጥም ዋንጫ ኤውሮጳ2024ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰባት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ትሽዓተ [...]
ንክልተ ወተሃደራውያን ወገናት ሱዳን ናብ ስምምዕ ንምብጻሕ ዘተ ተኻይዱ

ንክልተ ወተሃደራውያን ወገናት ሱዳን ናብ ስምምዕ ንምብጻሕ ዘተ ተኻይዱ

RADIO ERENA - Friday, 12 July 2024 ንክልተ ወተሃደራውያን ወገናት ሱዳን፣ ናብ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ንምብጻሕ ዝዓለመ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመርሐ ዝርርብ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ከም ዝተኻየደ ሮይተርስ [...]
ሑቲ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ 166 መራኽብ ዒላማ ከምዝገበረ ገሊጹ

ሑቲ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ 166 መራኽብ ዒላማ ከምዝገበረ ገሊጹ

RADIO ERENA - Friday, 12 July 2024 ሑቲ ናይ የመን ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ምስ እስራኤል፡ ኣመሪካን ዓባይ ብሪጣንያን ምትእስሳር ኣለወን ዝበለን 166 መራኽብ ዒላማ [...]
ውጥን ምስጓግ ሓተቲ ዑቕባ ካብ ብሪጣንያ ናብ ሩዋንዳ ደው ኢሉ

ውጥን ምስጓግ ሓተቲ ዑቕባ ካብ ብሪጣንያ ናብ ሩዋንዳ ደው ኢሉ

RADIO ERENA – Wednesday, 10 July 2024 ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ስታርመር ናብ ሩዋንዳ ምስጓግ ስደተኛታት ደው ኣቢሉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሰልፊ ዕዮ ኬር ስታርመር፡ እቲ ውጥን ምሉእ ብምሉእ ደው ከም [...]
ኢትዮጵያ፣ ዝተጨውዩ ኣስታት 100 ተማሃሮ ዪኒቨርሲቲ ንምልቃቕ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሓደ ሚልዮን ብር ክኽፈለሎም ይሕተት

ኢትዮጵያ፣ ዝተጨውዩ ኣስታት 100 ተማሃሮ ዪኒቨርሲቲ ንምልቃቕ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሓደ ሚልዮን ብር ክኽፈለሎም ይሕተት

RADIO ERENA - Wednesday, 10 July 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ዕጡቓት ንዝጨወይዎም ኣስታት 100 ሰባት ንኽፍንው፣ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ሓደ ሚልዮን ብር ወይ ልዕሊ 17 ሽሕ ዶላር ክ [...]
1 15 16 17 18 19 390 170 / 3894