Category: ኣህጉራዊ ዜና
ዕጡቓት ምልሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ኣልፋሽጋ መጥቃዕቲ ኣካይዶም
RADIO ERENA – Wednesday, 26 June 2024
ዕጡቓት ምልሻ ኢትዮጵያ ብ24 ሰነ፡ ብዞባ ኣልፋሽጋ15 ኪሎ ሜተር ናብ ውሽጢ ብምእታው ገለ ክፋል መሬት ሱዳን ተቖጻጺሮም።
ነዚ ተኸቲሉ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ልዕሊ ሓ [...]
20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ተዘኪሩ
RADIO ERENA - Wednesday, 20 June 2024
20 ሰነ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት፣ 'ምድግጋፍ ምስ ስደተኛታት' ብዝብል ቴማ ተዘኪሩ።
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ብምኽንያት [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከቢድ ጉድኣት ዘውረደላ ናይ ግሪኽ መርከብ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ
RADIO ERENA - Wednesday, 20 June 2024
ሑቲ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዘጥቅዓ ዝተገልጸት፣ ብናይ ግሪኽ ኩባንያ እትውነን፣ MV Tutor ዝተሰምየት ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ።
ኣ [...]
الصومال يطلب تأجيل انسحاب قوات حفظ السلام
إذاعة أرينا الدولية : 21.06.2024
تسعى الحكومة الصومالية إلى ابطاء انسحاب قوات حفظ السلام الافريقية العاملة في الصومال في ظل تحذيرات متكررة من ا [...]
ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንእትሓልፍ ዝነበረ ናይ ግሪኽ ናይ ካርጎ መርከብ፣ ከቢድ ጉድኣት ኣውሪዱላ
RADIO ERENA - Wednesday, 19 June 2024
ምስ እስራኤል ምትእስሳር ኣለወን ኣብ ልዕሊ ዝበለን ሃገራት ዝርከባ ኩባንያታት ዝውንነኣን መራኽብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘጥቅዕ ዘሎ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ግሪኽ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ብርን ሻቕሎት ከምዝፈጠረላ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 18 June 2024
ንኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 90% ናይ ወደብ ኣገልግሎታት እትህባ ዘላ ጂቡቲ፣ ኣብታ ልዕሊ 110 ሚልዮን ህዝቢ ከምዘልዋ እትግለጽ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝቕባበ ባጤራ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Tuesday, 18 June 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዶብ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝርከባ ቁሸታት ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብ14 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ በ [...]
ኣመሓዳሪ ደቡብ ዳርፉር፣ ብሰንኪ ኣብ ንያላ ዝተኻየዱ ውግኣት ልዕሊ 1000 ሲቪላት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ
RADIO ERENA – Friday, 14 June 2024
ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2023 ጀሚሩ ኣብ ንያላ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ልዕሊ 1000 ሰለማውያን ሰባት ከምዝሞቱ ኣመሓዳሪ ደ [...]
ኢራንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን እገዳ ኣጽዋር ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓሰን ተኸሲሰን
RADIO ERENA – Friday, 14 June 2024
ኢራንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ’ቲ ን14 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግጭት ሱዳን፣ ንክልቲኦም ወገናት ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብምሃብ እገዳ ኣጽዋር ሕቡራት ሃገራት ብምጥሓሰን ተኸሲሰን [...]
ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ሃገራት ማሕበረኮም ምብራቕ (EAC) ኣፍሪቃ ኮይና
RADIO ERENA - Thursday, 13 June 2024
ሶማል፣ ምሉእ ኣባል ማሕበረኮም ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ (East African Community) ኮይና።
እታ ሃገር ዝሓለፈ ሰሙን፣ ናብቲ ማሕበረኮም ብወግዒ ድሕሪ ምጽንባራ [...]