Category: News
‘ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብብሽክለታ ቀዳመይቲ እትስራዕ ኤርትራ፣ ንዕውታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐለት ስልማት ካብ ምዕዳል ኣይተገላገለትን’
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ቅድድማት ብሽክለታ ኣብ ዝእንገደሉ፣ ንዕዉታት ኣብ መበረኺ ዱኳታት እናሰቐልካ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ከብቅዕ ይግባእ ክብሉ ግዱሳት ኣፍቀርቲ እዚ ዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 85% ኣብያት ትምህርቲ ትሕቲ ብቕዓት ከምዘለዋ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ካልእ ምኽንያታትን ልዕሊ 5 ሽሕ 300 ኣብያተ ትምህርቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ክህባ ከምዘይክኣላ ሚኒስተር ትምህርቲ እታ ሃገር፣ ፕሮፌሰር ብር [...]

ዓሻ እምኒ ኣቕሚጡ…..
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=txkZUc8eCDs [...]
ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ወደብ ሖደይዳ ካብ ሑቲ ንምምንዛዕ ኵናት ከካይድ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ
RADIO ERENA - Thursday, 17 April 2025
ደገፍ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዘለዎ፣ ዝበዝሐ ክፋሉ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ንወደብ ሖደይዳ ካብ ዕጡቓት ሑቲ ንምምንዛዕ ሓድሽ ኵናት ክኸፍት ከምዝኽእል ንዝተፈላ [...]
الولايات المتحدة تخطط لإغلاق 10 سفارات و17 قنصلية لخفض التكاليف من بينها سفارتها في إرتريا
إذاعة إرينا الدولية : 17.04.2025
قالت وسائل إعلام أمريكية إنه من المتوقع أن يتم إغلاق 27 سفارة وقنصلية أميركية في العالم من بينها إرتريا، كجزء [...]
ኣመሪካ፣ ወጻኢታታ ንምንካይ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ኤምባሲታትን 17 ቆንስላትን ክትዓጹ ትምድብ
RADIO ERENA - Wednesday, 16 April 2025
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ባጀት ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ንምውሓድ ብዝወጠኖ መሰረት፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ ብድምር 27 ኤምባሲታትን ቆንስላትን ኣመሪካ ክዕጾ ከምዝኽእል [...]

إذاعة إرينا الدولية ـ البرنامج العربي ليوم الأربعاء 16 أبريل 2025
RADIO ERENA - Wednesday, 16 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=ya5KY_AbHNg [...]

ዕላማን ራኢን ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን እንታይ ‘ዩ? ክፉት ዘተ ምስ ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ
RADIO ERENA - Tuesday, 16 April 2025
https://www.youtube.com/watch?v=3LcmO-BQUp4 [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝሓመቐ ኣግልግሎት ዝህብ መዓርፎ ነፈርቲ እትውንን ሃገር ተባሂላ
RADIO ERENA - Tuesday, 15 April 2025
ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝሓመቐ ኣገልግሎት ዝህብ መዓርፎ ነፈርቲ እትውንን ሃገራት ተባሂላ፣ ካልኣይ ደረጃ ሒዛ።
ግሎባል ፋይር ፖወር ዝተባህለ መጽናዕታዊ ትካል ብዘቕረ [...]
ለንደን፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ ሱዳን ዝውዕል ምውላ ንምህላል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ይጋባእ
RADIO ERENA - Tuesday, 15 April 2025
ኵናት ክልተ ወትሃድራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ክልተ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ሰሉስ 15 ሚያዝያ 2025፣ ብሰንኪ ኵናት ንዝሰዓበ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምሕጋዝ ዝዓለም ምወላ ንምውህ [...]