Category: English
ናይ ሎሚ ቀዳም 14 ጥሪ 2023 ፈነወና
Radio Erena: 14 January 2023
Radio Erena · ቀዳም 14 ጥሪ 2023
Read More
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም
Radio Erena: 02 November 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውሕዱ 27 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ተሓቢሩ።
ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ተሳቲፎም፣ ካብ ቤኒሻንጉል Read More
ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ
Radio Erena: 21 October 2022
ናብ ሱዳን ዝቐንዐ፣ 165 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት 'ካፕታጎን' ኣብ ሊባኖስ ከምዝተታሕዘ መርበብ ሓበሬታ ዘ ናሽናል ገሊጹ።
እቲ ምንጪ፣ ንሚኒስ Read More
ዕለታዊ ዜና
Radio Erena: 12 August 2022
https://www.youtube.com/watch?v=Tn0GtdJp2ds Read More
ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ው.ሕ.ሃ. ናጻ ወጺኡ
Radio Erena: 21 February 2022
ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ናጻ ከምዝወጸ እቲ ውድብ ሓቢሩ።
ሕቡራት ሃገራት ብዓርቢ 18 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለ Read More
ሱዳን፡ ብሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ 123 ሰባት ቆሲሎም፤ ሓደ ሰብ ከኣ ሞይቱ
Radio Erena: 21 December 2021
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብሰንበት 19 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ሓደ ሰብ ክቕተል እንከሎ፣ ብዉሑዱ 123 ሰባት ከኣ ከምዝቖሰሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈ Read More
ቱኒዝያ፤ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ ናይ መተዓረቒ እማመ፣ ዳግማይ ከተቕርብ’ያ
Radio Erena: 27 August 2021
ቱኒዝያ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ንዝተፈጥረ ምስሕሓብ መተዓረቒ ዝበለቶ እማመ፣ ዳግማይ ከተቕርብ ምዃና ገሊጻ።
ኣብ መፈለምታ ወርሒ ሓምለ ባይቶ Read More
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ወለዲ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተመሃሮ ደቆም ናብ ገዝኦም ክምለሱ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
Radio Erena: 25 July 2021
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ወለዲ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተመሃሮ ደቆም ናብ ገዝኦም ክምለሱ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
ኣብቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃ Read More
ከባቢታት ኣስመራ፣ መንደፈራን ባጽዕን ተወሰኽቲ ደብዳብ ሚሳይላት ተኻይዱ
Radio Erena: 28 November 2020
ሎሚ ቀዳም 28 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ሚሳይላት ከምዝተወንጨፈ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
ብውሕዱ ኣርባዕተ ሚሳይላት ኣብ Read More
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ኣብ ዝተኻየደ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 November 2020
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ክልተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ከምኡ ድማ ጎረቤት ዝኾና ዓባይ ሰበይት፣ ብጠቕላላ ሰለስ Read More