Category: ዜና
ናይ ሎሚ ሰሉስ 17 ታሕሳስ 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 17 December 2024
Radio Erena · ሰሉስ 17 ታሕሳስ 2024
Read More
ኤርትራውያን ኣብ ኮንትሮባንዳን ዘይሕጋዊ ተግባራት ይነጥፉ ኣለዉ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ
RADIO ERENA - Monday, 17 December 2024
ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲን ካልአ ዘይሕጋዊ ተግባራትን ይዋፈሩ ኣለዉ ክብል ክፍሊ ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊጹ።
እቲ ክፍሊ ኣብ መግለጺኡ፡ Read More
‘ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ኣብ ቁጠባ ኡጋንዳ ኣበርኪቶም’
RADIO ERENA - Monday, 16 December 2024
ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ኣውፈርቲን ካልኦት ዕዱማትን ዝሳተፍዎ ዋዕላ፣ ን21 ታሕሳስ ክካየድ ተመዲቡ ከምዘሎ መርበባት ዜና ካብ ካምፓላ ሓቢረን።
እቲ Read More
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 15 December 2024
Radio Erena · ሰንበት 15 ታሕሳስ 2024
Read More

ኣብ ግዜና፡ ሶርያ ካበይ ናበይ – ዘተ ምስ ጋዜጠኛ ማሕሙድ ኣቡበከር ካብ ግብጺ
RADIO ERENA - Friday, 13 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=_v8UK9QC8Q8 Read More
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ናብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ክበጽሕ’ዩ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ናይ ካልኣይ እግሪ ዑደቱ ንምክያድ፣ ናብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ክበጽሕ ምዃኑ ቤት ጽሕፈቱ፣ ሻ 'ን' ዘሊዘ ኣፍሊጡ።
ፕረዚደንት Read More

“ኩሎም ቆልዑት ‘ዮም፡ ኣይንገደሰሎም” ክፉት ዘተ ምስ ዳዊት ዘርእዝጊ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=8Lehr2tAqSM Read More
ኢትዮጵያ፣ ንግዝኣታዊ ሓድነት ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋጊጻ
RADIO ERENA - Thursday, 12 December 2024
ኢትዮጵያ፣ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንዘለዎ ሉኣላውነትን ንግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ከምእትድግፍ ኣረጋግጊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዘረጋገጸት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ Read More
መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ምስ ቱርኪየ ስሉሳዊ ዘተ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣንካራ ኣምሪሖም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሸኽ ሓሰን ማሕሙድ፣ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ምስሕሕብ ንምዝታይ፣ ብሰሉስ 10 ታሕሳስ፣ ናብ ቱርኪየ ከምዘምርሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር Read More
ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ሶማልን ግጭት ኣካይዶም
RADIO ERENA - Wednesday, 11 December 2024
ኣብ መንጎ 'ቶም ብ'ዳርዊሽ' ዝፍለጡ ሓይልታት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድን ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማልን፡ ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
Read More