Category: ዜና
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ናይ ነዳዲ መርከብ ሚሳይል ወንጪፉ
RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ እትጎዓዝ ዝነበረት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ።
ሰበስልጣን ሑቲ ብቀዳም 18 ግንቦት ኣብ ዝሃቡዎ መግለጺ፣ ኣ [...]
”ሶማሊላንድን ኢትዮጵያን ዝበጽሖኦ ኣፈናዊ ስምምዕ ተግባራዊ ከምዝኸውን ምሉእ እምነት ኣለኒ”፣ ሙሰ ቢሒ
RADIO ERENA – Wednesday, 22 May 2024
ሶማሊ ላንድን ኢትዮጵያን ዝበጽሖኦ ኣፈናዊ ስምምዕ ተግባራዊ ከምዝኸውን ምሉእ እምነት ኣለኒ፣ ክብል መራሒ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ኣብዲ ገሊጹ።
ንሱ ብሰኑይ 20 ግንቦት [...]
مقتل الرئيس الإيراني ووزير خارجية في تحطم مروحية ، والمرشد يكلف نائب الرئيس بتولي المهام لحين اجراء الانتخابات
إذاعة إرينا الدولية :22.05.2024
شيعت ايران اليوم الأربعاء الرئيس إبراهيم رئيسي ووزير الخارجية ومرافقيهما الذين لقوا مصرعهم في حادث تحطم طائرة مر [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 19 May 2024
Radio Erena · ሰንበት 19 ግንቦት 2024
[...]
መንግስቲ ኔዘርላንድስ፣ ጽኑዕ ፖሊሲ ስደተኛታት ንምትግባር ይዳሎ
RADIO ERENA - Thursday, 16 May 2024
ብሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ዝምራሕ መንግስቲ ሆላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ጽኑዕ ፖሊሲ ንምትእትታው ይዳሎ ከምዘሎ፣ ኣብ ጀረምን እትሕተም ጋዜጣ ቢል [...]
قتلى وجرحى في اشتباكات بين ومسلحين وقوات الامن في منطقة غامبيلا بأثيوبيا
إذاعة إرينا الدولية : 17.05.2024
ذكرت وسائل الإعلام أن تسعة أشخاص على الأقل، من بينهم أفراد من قوات الأمن، قتلوا في اشتباكات في منطقة غامبيلا بإثيو [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ሓይልታት ጸጥታ ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ግጭት፣ ሓይልታት ጸጥታ ዝርከብዎም ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን።
እቲ ኤ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ ወፍሪ፡ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም እቲ ዝዓበየ’ዩ’
RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024
ኣመሪካ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተካይዶ ዘላ ወትሃደራዊ ወፍሪ፡ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም እቲ ዝዓበየ ምዃኑ ኣንፊታ።
እታ ሃገር ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣዋፊራተን ዘላ ብዝሒ መራኽ [...]
ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልት ቅነ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ኣፋንያ
RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኣብ ክልተ ጉጅለታት ተኸፋፊሎም ናብ ዓዶም ዝተፋነዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብ ከ [...]
إرتريا تفرج عن صيادين يمنيين كانت احتجزتهم في البحر الأحمر
إذاعة إرينا الدولية :15.05.2024
ذكرت وسائل الاعلام اليمنية بأن السلطات الارترية أفرجت عن صيادين يمنيين، من أبناء الخوخة، جنوب محافظة الحديدة، غرب [...]