Category: ዜና

1 19 20 21 22 23 383 210 / 3830
ዕውት ማሕበረሰበ ንኽህልወና እንታይ ክንገብር የድሊ?

ዕውት ማሕበረሰበ ንኽህልወና እንታይ ክንገብር የድሊ?

RADIO ERENA - Monday, 16 September 2024 https://www.youtube.com/watch?v=WocPfY4p7DA [...]
ኤርትራዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ብክሲ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ን20 ኣዋርሕ ተኣጊዳ

ኤርትራዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ብክሲ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ን20 ኣዋርሕ ተኣጊዳ

RADIO ERENA - Thursday, 12 September 2024 ወናኒት ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ፣ ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ወሲዳ ከይትኸውን፣ መርመራ ንምክያድ ካብ ዝተሰርዓላ ቆጸራታት ብተደጋጋሚ እዋን ብምብኳ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብ ባሕቲ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ናብ ፖርት ሱዳን መዓልታዊ በረራታት ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብ ባሕቲ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ናብ ፖርት ሱዳን መዓልታዊ በረራታት ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ

RADIO ERENA - Thursday, 12 September 2024 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ካብ ባሕቲ ጥቅምቲ ኣትሒዙ፣ ናብ ፖርት ሱዳን መዓልታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክካይድ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ መጀመ [...]
ንመራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ብኣካል ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነ ፈሺሉ

ንመራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ብኣካል ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነ ፈሺሉ

RADIO ERENA - Thursday, 12 September 2024 ንመራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ብኣኣል ብምርኻብ፣ ኣብ ዘሰሓሕቦም ዘሎ ጉዳያት ንኽመያየጡ ዝተኻየደ ፈተነታት ከምዝፈሸለ ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ሶማል ሓቢሮም። ጎኒ ጎኒ' [...]
ኣመሪካ፡ ኣብ የመን፡ ወደብ ሖደይዳ መጥቃዕቲ ኣካይዳ

ኣመሪካ፡ ኣብ የመን፡ ወደብ ሖደይዳ መጥቃዕቲ ኣካይዳ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024 ብኣመሪካን ብሪጣንያን ዝቆመ ልፍንቲ ሓይልታት ባሕሪ፡ ኣብ የመን፡ ወደብ ሖደይዳ መጥቃዕቲ ከምዘካየዳ ተገሊጹ። እቲ ብ08ን 09ን መስከረም ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፡ ንወ [...]
ፈረንሳ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወት ሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ዘጥፈኣ ሓደጋ ባሕሪ ንዝተዋስኡ ደላሎን ኣሰጋገርቲ ሰባትን ይሃድኑ

ፈረንሳ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወት ሓያሎ ኤርትራውያን ኣብ ዘጥፈኣ ሓደጋ ባሕሪ ንዝተዋስኡ ደላሎን ኣሰጋገርቲ ሰባትን ይሃድኑ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024 10 ሜትሮ ዝቖመታ፡ ካብ ጎማ ዝተሰርሐት ጃልባ፡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 60 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና'ያ፤ ቡሎንኝ ሱር ሜር ካብ ዝተባህለ ኣብ ሰሜናዊ ፈረን [...]
ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኣዲስ አበባ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ገያሾ፡ ብዱባይን ካልኦት ሃገራትን ናብ ዓዶም ይመለሱ ኣለዉ

ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኣዲስ አበባ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ገያሾ፡ ብዱባይን ካልኦት ሃገራትን ናብ ዓዶም ይመለሱ ኣለዉ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024 ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ገያሾ፡ ብዱባይን ካልኦት ሃገራትን ናብ ዓዶም ይምለሱ አለዉ። እቲ መንገዲ ኣየር፡ ኣብ ኤርትራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ዝበዝሐ ከባቢታት ብሰራዊት ይሕሎ ምህላዉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ዝበዝሐ ከባቢታት ብሰራዊት ይሕሎ ምህላዉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ማእከላዊ፣ ዞባ ጉራጌ፣ ዘጋጠመ ምፍራስ ጸጥታ ካብ ዓቕሚ እቲ ክልል ወጻኢ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ጎረባብቲ ዓድታት፣ ብጉዳይ ዋንነ [...]
1 19 20 21 22 23 383 210 / 3830