Category: ዜና

ዕላል ኣብ መጽሓፍ “እዚ’ውን” – ምስ ደራሲ መርሃዊ ወልደሚካኤል
RADIO ERENA - Tuesday, 01 October 2024
https://www.youtube.com/watch?v=4I74iWGw5xY [...]
ጂቡቲ፡ ደሃይ ኣጥፊኡ፣ ኣዛራቢ ኮይኑ ዝቐነየ ፕረዚደንት፣ ኣብ ናይ ውልቁ መገሻ ምንባሩ ተሓቢሩ
RADIO ERENA - Monday, 30 September 2024
ደሃይ ብምጥፍኡ፣ ብጹኑዕ ሓሚሙ ክኸውን ይኽእል'ዩ እናተባህለ ክዝረበሉ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብሰንበት 29 መስከረም፣ ካብ መገሻ ከምዝተመል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ብዝቐጸለ ግጭት ኣማኢት ተቐቲሎም
RADIO ERENA - Monday, 30 September 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ልዕሊ 260 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት [...]

ህወሓት፦ ኣብ ቅልውላውን ርክብ ምስ መንግስቲ ኤርትራን – ዘተ ምስ ሲሳይ ኣሰፋ
RADIO ERENA - Monday, 30 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=DXNePsYBxnc [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 29 September 2024
Radio Erena · ሰንበት 29 መስከረም 2024
[...]

“እዚ ኩሉ ዝወርደና ዘሎ መከራ ብሰንኪ ህግደፍ’ዩ” ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኣለምዋጭ
RADIO ERENA - Friday, 27 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=EX2vf5uOJXE [...]
ኢትዮጵያ፣ ነዳዲ ብወደብ በርበራ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ንምእታው ትውጥን
RADIO ERENA - Thursday, 26 September 2024
ኢትዮጵያ፣ ብወደብ በርበራ ናይ ርእስ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ነዳዲ ንምእታው ወጢና ከምዘላ ኣፍሊጣ።
ብጂቡቲ ዝኣቱ ዘሎ ብዝሒ ነዳዲ እኹል ከምዘይኮነ ን 'ዘ ሪፖርተ [...]
ሱዳን፣ ብዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 430 በጺሑ
RADIO ERENA - Thursday, 26 September 2024
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብሰንኪ ሕማም ኮሌራ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 430 ከምዝብጽሐ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ ሚኒስትሪ፣ ብ25 መ [...]
ቱርኪ፣ 3 ሽሕ ቶን ረዲኤት ዝጸዓነት መርከብ ናብ ሱዳን ልኢኻ
RADIO ERENA - Thursday, 26 September 2024
መንግስቲ ቱርኪ፣ 3 ሽሕ ቶን ህጹጽ ረዲኤት ዝጸዓነት መርከብ ናብ ሱዳን ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
መሰረታዊ መግብታትን፣ ከም ቴንዳን ኮቦርታን ዝኣመሰለ ንግዝያዊ መጽለሊታ [...]

”መንእሰያት ጀጋኑኹም ኣይትቕተሉ፡ ንሕና ጀጋኑና ቀቲልና ኢና” ጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ
RADIO ERENA - Thursday, 26 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=-0gH8xl3SXQ [...]