Category: ዜና

1 11 12 13 14 15 383 130 / 3830
ዝኽሪ ከዋኽብቲ – በራኺ ገብረስላሴ – ብኣስመሮም ሃይለ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – በራኺ ገብረስላሴ – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Thursday, 31 October 2024 https://www.youtube.com/watch?v=7Sqj2u_n284 [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዙ

መንግስቲ ሶማል፣ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዙ

RADIO ERENA -Wednesday, 30 October 2024 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣባል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሞቛድሾ ንዝኾነ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዙ። እቲ ዓሊ መሓመድ ዓደን ዝተባህለ ኢትዮጵያ [...]
ኣብ ኤርትራ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ሚሊሻ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ሱዳን ንምስላፍ ናብ ከሰላ ተዋፊሮም

ኣብ ኤርትራ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ሚሊሻ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ሱዳን ንምስላፍ ናብ ከሰላ ተዋፊሮም

RADIO ERENA - Wednesday, 30 October 2024 ኣብ ኤርትራ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ሚሊሻ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ንምስላፍ፣ ናብ ዞባ ከሰላ ከምዝተዋፈሩ ኣፍሊጦም። እቶም ብጀነራል ኣል ኣሚን [...]
ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

RADIO ERENA - Tuesday, 29 October 2024 ስዑዲ ዓረብን ኢራንን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ፣ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ምክልኻል ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብርጋዴር ጀነራል ቱርኪ ኣል ማሊኪ ሓቢሩ። ንሱ፣ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ገማግም ሶማል፣ ዳህሳስ ነዳዲ እተካይድ መርከብ ኣዋፊራ

ቱርኪ፣ ኣብ ገማግም ሶማል፣ ዳህሳስ ነዳዲ እተካይድ መርከብ ኣዋፊራ

RADIO ERENA - Tuesday, 29 October 2024 ቱርኪ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዳህሳስ ነዳዲ እተካይድ ዓባይ መርከብ ኣዋፊራ። እታ መርከብ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ቱርኪ ተዓጂባ፣ ብ25 ጥቅምቲ፣ ናብ ወደብ ሞቛድሹ ኣብ ዝበጽሓት [...]
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ 120 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ 120 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Monday, 28 October 2024 ፈጣን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፣ ኣብ ዞባ ኣል ጀዚራ ኣብ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 120 ሰባት ከምዝቐተሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ሃገር ወቒሱ [...]
ካናዳ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኤርትራዊት ብኻራ ቀቲሉ

ካናዳ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኤርትራዊት ብኻራ ቀቲሉ

RADIO ERENA - Monday, 28 October 2024 ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ኦታዋ፣ ሓደ ኤርትራዊ፣ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ኤርትራዊት ብኻራ ወጊኡ ከምዝቐተለ መርበብ ዜና ኦታዋ ሲትዘን ሓቢሩ። እታ ብርኽቲ በርሀ ዝተባህለት ጓል 3 [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 27 October 2024 Radio Erena · ሰንበት 25 ጥቅምቲ 2024   [...]
1 11 12 13 14 15 383 130 / 3830