Category: ዜና
ሰራዊት ሱዳን፣ ስርሓት ቱርኪ ዝዓይነተን ድሮን ንመጀመርያ እዋኑ ናብ ኵናት ካርቱም ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን፣ ስርሓት ቱርኪ ዝዓይነተን፣ ባይራክታር ዝተሰምያ ሰብ ኣልቦ ነፈርዊ ውግእ ወይ ድሮን፣ ኣብ ከባቢ ካርቱም ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከምዘዋፈረ ኣ [...]
‘መቐመጫይ ተንኪፉኒ’ ብምባል፣ ንሓደ ኤርትራዊ ኣቦ ብካራ ዝቐተለት ኣመሪካዊት ኣብ ጀርመን፣ ‘ርእሰይ ንምክልኻል’የ ኢላ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
ጓል 20 ዓመት ኣመሪካዊት መንእሰይ ነበሪት ጀርመን፣ ከተማ ካይዘርስላውተርን፣ ኣብ መዓርፎ ባቡር፣ መቐመጫይ ተንኪፉኒ ብዝብል ክሲ፣ ንወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ [...]

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ሳልሕ እድሪስ ከኪያ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Wednesday, 04 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=rQvuuPW3oiM [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024 ፈነወና
RADIO ERENA - Tuesday, 03 December 2024
Radio Erena · ሰሉስ 03 ታሕሳስ 2024
[...]
መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ንሶማልን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ተበግሶ ከምዝወስዱ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024
መራሕቲ ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣብ መንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ብዘተ ንምፍታሕ ተበግሶ ከምዝወስዱ፣ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ30 ሕ [...]
‘ኣብ ግጭት እትርከብ ሱዳን፣ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ኣዕቝባላ’ ሕቡራት ሃገራት
RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024
ካብ ሚያዝያ 2023 ኣትሒዛ ብኵናት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት እትሕመስ ዘላ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 146 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዕቝባ ከምዘላ ሕቡ [...]

ኢትዮጵያ፡ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኤርትራ ናይ ምጥቃም ሕጋዊ መሰል ኣለዋ ዶ? ዘተ ምስ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደን ኣቶ ዮውሃንስ ኣስመላሽን
RADIO ERENA - Monday, 02 December 2024
https://www.youtube.com/watch?v=9rftLpfD7yU [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 01 December 2024
Radio Erena · ሰንበት 01 ነሓሰ 2024
[...]

ምሻም 6ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ሕጋዊ ድዩ? ዘተ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል
RADIO ERENA - Friday, 29 November 2024
https://www.youtube.com/watch?v=LXVieaGFSM4 [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ
RADIO ERENA - Thursday, 28 November 2024
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ንዝተኻየደ ምርጫ ከምዘይቕበሎ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ንምርጫ ጁባላንድ ዝነጸጎ፣ ሕጋዊን ቅዋማዊን መስ [...]