Category: ዜና

1 20 21 22 23 24 384 220 / 3831
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ዝበዝሐ ከባቢታት ብሰራዊት ይሕሎ ምህላዉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ዝበዝሐ ከባቢታት ብሰራዊት ይሕሎ ምህላዉ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ማእከላዊ፣ ዞባ ጉራጌ፣ ዘጋጠመ ምፍራስ ጸጥታ ካብ ዓቕሚ እቲ ክልል ወጻኢ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ጎረባብቲ ዓድታት፣ ብጉዳይ ዋንነ [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባት ከካይድ ምጽንሑ ኣቦ መንበር ህወሓት ኣረጋጊጹ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባት ከካይድ ምጽንሑ ኣቦ መንበር ህወሓት ኣረጋጊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 11 September 2024 ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባተ ከካያድ ምጽንሑ፣ ኣቦ መንበር ህወሓት፣ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣረጋጊጹ። ንሱ፣ ኣብ ህሉው ኩ [...]
ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ መሰል ደገፍቱ ክሕሎ ዝጽውዕ ሰልማዊ ሰልፊ ኣካይዱ

ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ መሰል ደገፍቱ ክሕሎ ዝጽውዕ ሰልማዊ ሰልፊ ኣካይዱ

RADIO ERENA – Tuesday, 10 September 2024 ህግደፍ፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ደግፍቱ፡ ናይ ምእካብ፡ ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽን ካልእን መሰላቶም ክሕሎ ዝጽወዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ኣብቲ ሎሚ ሰሉስ 10 መ [...]
ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ጽልዋን

ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ጽልዋን

RADIO ERENA - Monday, 09 September 2024 https://www.youtube.com/watch?v=QSVvmn2YTZk [...]
ህቡብ ኤርትራዊ ደራፋይ- ዑስማን ዓብልርሒም ኣብ 76 ዓመቱ ኣብ ስደት ዓሪፉ

ህቡብ ኤርትራዊ ደራፋይ- ዑስማን ዓብልርሒም ኣብ 76 ዓመቱ ኣብ ስደት ዓሪፉ

RADIO ERENA - Sunday, 08 September 2024 ህቡብ ኤርትራዊ ስነጥበባዊ፣ ዑስማን ዓብደልርሒም፣ ኣብ መበል 76 ዓመቱ፣ ኣብ ሽወደን ዓሪፉ። እዚ ኣብ ታሪኽ ዓውዲ ስነ ሙዚቃ ኤርትራ፣ ዘይሃስስ ዓሸራ ዘንበረ ድምጻዊ [...]
ኤርትራ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 16 የመናውያን ናብ ዓዶም ኣፋንያ

ኤርትራ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 16 የመናውያን ናብ ዓዶም ኣፋንያ

RADIO ERENA - Monday, 09 September 2024 ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 16 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብቀዳም 07 መስከረም ናብ ዓዶም ከምዝተፋነው መርበባት ዜና የመን ሓቢረን። እቶም ካብ ኤርትራ ድሕ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 08 September 2024 Radio Erena · ሰንበት 08 መስከረም 2024   [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ዋንነት ደሴታት ዝቑር ሓንሽን ክሊ ማይን ዝተዋህበ ኣህጉራዊ ብይን ትጥሕስ ኣላ’ ሑቲ

‘ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ዋንነት ደሴታት ዝቑር ሓንሽን ክሊ ማይን ዝተዋህበ ኣህጉራዊ ብይን ትጥሕስ ኣላ’ ሑቲ

RADIO ERENA - Friday, 06 September 2024 ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ዋንነት ደሴታት ዝቑር ሓንሽን ክሊ ማይን ብዝምልከት፣ ኣብ 1998 ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዳንነት ንዝተዋህበ ብይን ትጥሕስ ኣላ ክብል፣ ሚኒስትሪ ጉ [...]
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓያሎ ኤርትራውያን ሞይቶም

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓያሎ ኤርትራውያን ሞይቶም

RADIO ERENA - Thursday, 05 September 2024 ካብ ገማግም ባሕሪ ሰሜን ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብንእሽቶ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ 12 ሓተቲ ዑቕባ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ፖሊስ ዝ [...]
1 20 21 22 23 24 384 220 / 3831