Category: ሃገራዊ ዜና

ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን፣ ሓባራዊ ኮሚሽን ጸጥታ ኣቝመን
Radio Erena: 23 December 2019
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጸጥታን ወትሃደራዊ ጉዳያትን ዘተኮረ ምምኽኻር ከምዘካየዳ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣብቲ ብ18 ን19ን ታሕሳስ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ፈላሚ [...]

ሶማል፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ተጠቒዓ
Radio Erena: 23 December 2019
ሶማል፣ ኣብዚ 25 ዓመታት ዝኸበደ ምዃኑ ዝተገልጸ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ተኸሲቱ።
እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ዝኣተወ ወራር፣ ኣብ ልዕሊ 10ታት ኣሽሓ [...]

Updated: ኣብ ግጥማት ሴካፋ 2019 ብሩር ዝተሸለመት ሃ/ጋ ኤርትራ፣ ሸውዓተ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም
Radio Erena: 22 December 2019
ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት ሴካፋ 2019፣ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ፣ ብሩር ማዳልያ ዘንጠልጠለት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሸውዓተ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም።
[...]

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ስግኣት ንናጽነት ሃይማኖታዊ መሰላት ምኽባር ውልቃዊ እምነት ተባሂላ ገና ኣብ ጸሊም መዝገብ ትርከብ
Radio Erena: 22 December 2019
ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ስግኣት ንናጽነት ምኽባር ውልቃዊ እምነት ተባሂላ ገና ኣብ ጸሊም መዝገብ ከምዘላ ተገሊጹ።
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 19 ታሕሳስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]

ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለትን ርእሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 19 December 2019
ኤርትራውያን ኣብ ስደት፣ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ሓድሕድ ምቕትታልን ርቕሰ ቅትለትን እናገነነ ምምጽኡ፣ ንማሕበረ ሰብ ኤርትራ ኣሻቓሊ ኮይኑ ኣሎ።
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ለንደን ዝ [...]

ኤርትራ ምስ ኣአንጋዲት ኡጋንዳ፣ ዋንጫ ሴካፋ መን ወሰደ ክትገጥ’ያ
Radio Erena: 18 December 2019
ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ፣ ዓወታት ክሰልጣ ዝቐነየ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ጽባሕ 19 ታሕሳስ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ናይ ዋንጫ ግጥም ከተካይድ'ያ። [...]

“ምስ ኤርትራ ጽቡቕ ዝምድና’ዩ ዘሎና” ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኤርትራ
Radio Erena: 18 December 2019
ሽውደን ብሰንኪ እቲ ድርብ ዜግነት ዘለዎን ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰር ኣስታት 18 ዓመታት ኣቑጺሩ ዘሎ ጋዜጠኛን ደራስን ዳዊት ይስሓቕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምስሕሓብ ከም እትር [...]

ብዝሒ ደቂንስትዮ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መጽናዕታት ይሕብሩ
Radio Erena: 18 December 2019
ብደረጃ ዓለም፣ ብዝሒ ደቂንስትዮኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ኣብዚ ዓውዲ ብምትኳር ዝተኻየዱ መጽናዕታት ይሕብሩ።
ካብ 1960 ክሳብ 2015 ኣብ ዝነበረ 55 [...]

Undoing Business in Eritrea
Radio Erena: 16 December 2019
One really finds it quizzical and mind-boggling to comprehend the hypocritical conduct of Eritrean officials. Fro [...]

ሱዳን፣ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል
Radio Erena: 16 December 2019
ሱዳን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ግፋ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይቕጽል ኣሎ።
ዛጊት ኣማኢት ዜጋታት ክልትኤን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያት ማእሰርቲ [...]