Category: ሃገራዊ ዜና

መራሕቲ ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ፈተነታት መሰናኽል ይገጥሞ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 13 January 2020
ፕረዚደንታት ኤርትራን ጂቡቲን ንምርኻቦም ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ፈተነታት ክዕወት ከምዘይክኣለ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕ [...]

ኤርትራ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝእንገድ መጻረዩ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዔት፣ ኣፍሮባስኬት ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 13 January 2020
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ ሰኪዔት ኤርትራ፣ ኣብቲ ብኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ ሰኪዔት – ፊባ ዝተወደበ፣ ካብ 14 ክሳብ 18 ጥሪ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ግጥማት መጻረዩ፣ ኣፍሮባስኬት ክ [...]

ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ
Radio Erena: 12 January 2020
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ’ዩ ክብሉ ዝተፈላለዩ ወገናት መረረኦም ይገልጹ ኣለዉ።
ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝሓ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ
Radio Erena: 12 January 2020
መንግስቲ ኤርትራ ሶማላውያን ናይ ጸጥታ ሰራዊት ከሰልጥን ሓሳብ ቀሪቡ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ሓቢረን።
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት [...]

ነርወይ፣ ኣብ ርዋንዳ፣ መዓስከር ጋሾራ ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ከተጣይስ’ያ
Radio Erena: 09 January 2020
ኖርወይ፣ ካብ ሊብያ ተመሊሶም፣ ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ተዓቝቦም ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ከተጣይስ'ያ።
ሚኒስተር ፍትሒ [...]

The Brink of The Abyss
Radio Erena: 08 January 2020
Whenever the oval office decides to eliminate a terrorist threat, look for the internal crises in Washington, or b [...]

የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ቤት ማሰርቲ ጣይዝ ይሳቐዩ
Radio Erena: 08 January 2020
ኣብ ደቡባዊ የመን፣ ጣይዝ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕማቕ ኵነታት ይርከቡ።
ማዕከናት ዜና [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ እትርከቦ ኪዳን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን መስሪታ
Radio Erena: 07 January 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ኤርትራ እትርከቦ ኪዳን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ኣፍሪቃን ዓረብን ከምዝመስረተት ብወግዒ ኣፍሊጣ።
እቲ ሸሞንተ ሃገራት ዝሓቖፈ ኪዳን፣ ብሰኑይ 6 ጥሪ ኣብ ሪ [...]

ኤርትራ፣ “ጉዳይ ጤሳን ምህናጽ ኣባይቲን ፖለቲካዊ መጣልዒ ይኸውን ኣሎ”
Radio Erena: 07 January 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፣ ንኣስታት 15 ዓመታት ደው ኢሉ ዝጸንሐ ምህናጽ ኣባይቲ ብጤሳ ኣብ ዝተዓደለ መሬት ክጅምር ምዃኑ መንግስቲ ጎስጓስ የካይድ ኣሎ።
እቲ መንግስቲ [...]

ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 06 January 2020
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)፣ ብ4ን 5 ጥሪ፣ ኣብ ዘካየዶ፣ "ጉባኤ ጽንዓትን መኸተን" ዝሰመዮ ህጹጽ ኣኼባ፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
ህወሓት ድሕሪ'ቲ [...]