Category: ሃገራዊ ዜና
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 08 September 2024
Radio Erena · ሰንበት 08 መስከረም 2024
[...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ዋንነት ደሴታት ዝቑር ሓንሽን ክሊ ማይን ዝተዋህበ ኣህጉራዊ ብይን ትጥሕስ ኣላ’ ሑቲ
RADIO ERENA - Friday, 06 September 2024
ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ዋንነት ደሴታት ዝቑር ሓንሽን ክሊ ማይን ብዝምልከት፣ ኣብ 1998 ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዳንነት ንዝተዋህበ ብይን ትጥሕስ ኣላ ክብል፣ ሚኒስትሪ ጉ [...]
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓያሎ ኤርትራውያን ሞይቶም
RADIO ERENA - Thursday, 05 September 2024
ካብ ገማግም ባሕሪ ሰሜን ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ብንእሽቶ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ 12 ሓተቲ ዑቕባ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት ፖሊስ ዝ [...]

ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ቀራን ረጽሚ – ብኣስመሮም ሃይለ
RADIO ERENA - Thursday, 05 September 2024
https://www.youtube.com/watch?v=LhBkALc0AEE [...]
ፕረዚደንታት ኤርትራን ሶማልን፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ኣንጸላልዩ ዘሎ ወጥሪ ተመያይጦም
RADIO ERENA - Wednesday, 04 September 2024
ፕረዚደንታት ኤርትራን ሶማልን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ኣንጸላልዩ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት፣ ሎሚ ሮቡዕ 04 መስከረም መርበባት [...]
‘ኣስመራ ክንዓልብ እኳ እንተዘይክኣልና፡ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ከይንበርር ዘገድደና የለን’
RADIO ERENA - Wednesday, 04 September 2024
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ዝነበረ በረታታት ደው ዘበለሉ ሓደ ምኽንያት፡ ኣብ ኤርትራ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝተዋህለለ ገንዘብ ከውጽ [...]
ሶማልን ግብጺን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
RADIO ERENA - Tuesday, 03 September 2024
ናብ ሶማል ወትሃደራዊ ኣጽዋርን ሰራዊትን እተዋፍር ዘላ ግብጺ፣ ምስ ሰራዊት ሶማል ሓባራዊ ልምምድ ከተካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ዛጊት ብዝሑ ዘይተነጸረ ናብ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በረራታት ካብ ጽባሕ ክቛረጽ’ዩ
RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ: ናብ ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ካብ ጽባሕ ሰሉስ 03 መስከረም ከምዘቛርጾ ኣፍሊጡ
እቲ መን [...]
ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ተቖጻጺሮም
RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024
ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖ፣ ምስ ሱዳን ንእተዋስን ከተማ መተማ ከምዝተቖጻጸሩ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ዶብ ተዋፊሩ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያን ፖሊስን፣ ናብ ሱዳን ብምእታው ኢዶም ንሰራ [...]
ስዊዘርላንድ፣ 260ኤርትራውያን ንምስጓግ ትደፍኣሉ
RADIO ERENA - Monday, 02 September 2024
ስዊዘርላንድ፣ ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ ዝነትጽጉ 260 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምስጓግ ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበብ ዜና ኢንፎ ማይግራንት ሓቢሩ።
ፖለቲከኛታት ስዊዘርላንድ፣ ን [...]