Category: ሃገራዊ ዜና

1 13 14 15 16 17 214 150 / 2136
ኤርትራ፡ ሶማልን ግብጽን ጽኑዕ ምሕዝነት ኣለና ይብላ

ኤርትራ፡ ሶማልን ግብጽን ጽኑዕ ምሕዝነት ኣለና ይብላ

RADIO ERENA - Tuesday, 24 Tuesday, 2024 ግብጺ፣ ተወሳኺ ኣጽዋር ናብ ሶማል ኣእትያ ግብጺ፡ ተወሳኺ ኣጽዋር ናብ ሶማል ኣእትያ ግብጺ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሶማል ዝጀመረቶ ወትሃ [...]
ሑቲ፣ ሕነ ናይቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ክፈዲ’የ ይብል

ሑቲ፣ ሕነ ናይቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ክፈዲ’የ ይብል

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ብዝሓየለ መልክዑ ኣብ እትቕጽለሉ ዘላ እዋን፣ ሑቲ ናይ የመን፣ ሕነ ክፈዲ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ሚኒስተሪ ምክልኻል ናይቲ [...]
ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ እማመ ኣቕሪባ

ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ እማመ ኣቕሪባ

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 ጂቡቲ፣ ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ዝዓለመ፣ ፍሉይ ናይ ወደብ ኣገልግሎታት ከተዳሉ ከምእትኽእል፣ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን እማመ ኣቕሪባ። ነቲ ብመንግስቲ ጂቡቲ ዝቐረበ [...]
ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ተገሊጹ

ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ተገሊጹ

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 ግብጺ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከተዋፍር ከምእትኽእል ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ነዚ [...]
ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ጴጥሮስ ሰሎሞን – ብኣስመሮም ሃይለ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ጴጥሮስ ሰሎሞን – ብኣስመሮም ሃይለ

RADIO ERENA - Monday, 23 September 2024 https://www.youtube.com/watch?v=haDvD5FcMSU [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 22 September 2024 Radio Erena · ሰንበት 22 መስከረም 2024   [...]
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከቦም ሸሞንተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም

ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከቦም ሸሞንተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም

RADIO ERENA - Thursday, 19 September 2024 ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያን፣ ብናይ ጎማ ጃልባ ክሰግሩ ዝፈተኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሸሞንተ ሰባት ከምዝሞቱ ፖሊስ ፈረንሳ ኣፍሊጡ። እቶም ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ [...]
ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ

ዝኽሪ ከዋኽብቲ – ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ

RADIO ERENA - Thursday, 19 September 2024 https://www.youtube.com/watch?v=8LT_1z-ulZQ   [...]
1 13 14 15 16 17 214 150 / 2136