Category: ሃገራዊ ዜና

1 12 13 14 15 16 214 140 / 2136
ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ዑቕባ ሓቲቶም ከብቅዑ ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት ኣጠንቂቓ

RADIO ERENA - Wednesday, 02 October 2024 ኣብ ኬንያ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም፣ ግና ብናይ ሃገሮም ፓስፖርት ዝንቀሳቐሱ ስደተኛታት፣ ፓስፖርቶም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ከረክቡ፣ ኮሚሽን ስደተኛታት እት ሃገር [...]
ጂቡቲ፡ ደሃይ ኣጥፊኡ፣ ኣዛራቢ ኮይኑ ዝቐነየ ፕረዚደንት፣ ኣብ ናይ ውልቁ መገሻ ምንባሩ ተሓቢሩ

ጂቡቲ፡ ደሃይ ኣጥፊኡ፣ ኣዛራቢ ኮይኑ ዝቐነየ ፕረዚደንት፣ ኣብ ናይ ውልቁ መገሻ ምንባሩ ተሓቢሩ

RADIO ERENA - Monday, 30 September 2024 ደሃይ ብምጥፍኡ፣ ብጹኑዕ ሓሚሙ ክኸውን ይኽእል'ዩ እናተባህለ ክዝረበሉ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብሰንበት 29 መስከረም፣ ካብ መገሻ ከምዝተመል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ብዝቐጸለ ግጭት ኣማኢት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ብዝቐጸለ ግጭት ኣማኢት ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Monday, 30 September 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ልዕሊ 260 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 29 September 2024 Radio Erena · ሰንበት 29 መስከረም 2024         [...]
ሱዳን፣ ብዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 430 በጺሑ

ሱዳን፣ ብዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ኮሌራ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 430 በጺሑ

RADIO ERENA - Thursday, 26 September 2024 ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብሰንኪ ሕማም ኮሌራ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 430 ከምዝብጽሐ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ፣ ብ25 መ [...]
1 12 13 14 15 16 214 140 / 2136