Category: ሃገራዊ ዜና

1 11 12 13 14 15 214 130 / 2136
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ናብ ኤርትራ ታሪኻዊ ዑደት የካይድ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ናብ ኤርትራ ታሪኻዊ ዑደት የካይድ

RADIO ERENA - Thursday, 10 October 2024 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ስራሕ ንምፍጻም፣ ብ10 ጥቅምቲ ናብ ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ናይ ኤርትራ [...]
ንዝተፈላለየ ትካላት መንግስቲ ዝወከለ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

ንዝተፈላለየ ትካላት መንግስቲ ዝወከለ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

RADIO ERENA - Wednesday, 09 October 2024 ንዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ዝወከለ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኤምባሲ ኢጣልያ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። እቲ ኤምባሲ፡ ብ07 ጥቅምቲ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ [...]
ጂቡቲ ምስ ኤርትራ ዝምድና ክትስርት ከምእትደሊ ገሊጻ

ጂቡቲ ምስ ኤርትራ ዝምድና ክትስርት ከምእትደሊ ገሊጻ

RADIO ERENA - Tuesday, 08 October 2024 ጂቡቲ ምስ ኤርትራ ዝድምና ክትምስርት ከምእትደሊ ገሊጻ። ቀዋሚ ወኪል ጂቡቲ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣምባሳደር መሓመድ ሰይድ ዱል፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ [...]
ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ

ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ካብ መዝነት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ

RADIO ERENA - Monday, 07 October 2024 ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ናይ ህወሓት ወገን፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ካብ መዝነት ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከምዝኣለዮ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ህ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 06 October 2024 Radio Erena · ሰንበት 06 ጥቅምቲ 2024   [...]
ላምፔዱሳ፣ መበል 11 ዓመት ናይቲ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ዝሃለቕሉ ሓደጋ ምጥሓል ተዘኪሩ

ላምፔዱሳ፣ መበል 11 ዓመት ናይቲ ኣስታት 360 ኤርትራውያን ዝሃለቕሉ ሓደጋ ምጥሓል ተዘኪሩ

RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024 መበል 11 ዓመት፣ ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ተዘኪሩ። ድሕሪ'ቲ ንመላእ ዓለም ዘዛረበን ዘሕዝን ናይ [...]
ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም

ጂቡቲ፣ ልዕሊ 45 ስደተኛታት ጥሒሎም ሞይቶም

RADIO ERENA - Thursday, 03 October 2024 ብድምር ልዕሊ 300 ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ንዝተበገሳ ክልተ ጀላቡ ዝመርሑ ዝነበሩ ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ፣ ነቶም ስደተኛታት ኣብ ማእከል ባሕሪ ክወ [...]
1 11 12 13 14 15 214 130 / 2136